ስካንድናቭያዊ ኩባንያ SAS፡ ናይ ትኬት ክፍሊት ንኸይመልስ ይዳናገይን ነቶም ትኬታቶም ብመንገዲ ወኪል መገሻ ዝኾኑ ትካላት ዝገዝኡ ሰባት...
Year: 2020
ሚኒስተር ዕዮ፡ ኢቫ ኖርድማርክ፡ ሽወደን፡ ኣዝዩ ሕማቕ ኩነታት ከጋጥማ እዮ ክትብል ምጥቃሳ ኣገልግሎት ዜና TT ሓቢሩ። መጠን...
ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ሽወደን፡ ኣብ ኢድ ሽወደን ዘለዉ ኣርባዕተ ኣብ ነሓሳዊ ክፍለ ዘመን እተሰርሑ ጥንታውያን ብነሓስ ዝተስርሑ...
ጁቬንቱስን፡ ብክልተ ሸቶታት ፈደሪኮን ሮናልዶን ተሓጊዛ ኣብ ልዕሊ ሳምፒዶርያ ብምዕዋት ን 9 ተከታታሊ ሻምፕዮን ሰሪ ኣ ብሙዃን...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም“ትምህርቲ ድኣ ይጽላእ ድዩ?”“ሓደ ብሂል’ኳ ኣሎ፣ ‘ኣደ ኸላ ቐላል’ያ፣ ምስ ሓለፈት ግና ሓልዮታ ይርድኣካ’ ዝብል ብሂል፣...
በዓል መዚ ጥዕና ዴኒማርክ፡ ካብን ናብን 5 ተወሰኽቲ ምምሕዳራት ሽወደን መገሻ ከምዘፍቀደ ገሊጹ። እተን ምምሕዳራት፡ ዮምትላንድ፡ ሶርምላንድ፡...
ካብ መፋርቕ ወርሒ ሰኔ፡ መርመራታት ጸረ-ነፍሳት ብነጻ ክካየድ ምስ ጀመረ፡ ኣብ ምምሕዳር ስቶክሆልም ኣስታት 223 ሽሕ መረመራታት...
ገለ ካብ ናይ ሎሚ ትሕዝቶ ዜና፡ 1. ሽወደን ናብ ሃገራት ኤዉሮጳ ብባቡር ዝግበር ጉዞ ንምጅማር ዘኽእል ስራሕ...