ናይ ኮሮና ናይ ክታበት መድሃኒት ምስ ማዕበለ፡ ንሃገራት ኤውሮፓዊ ሕብረት ክዕደል ስምምዕ ከምተኸተመ ዝፍለጥ እዩ። ኖርወይን ኣይስላንድን...
Year: 2020
መሲ ካብ ባርሶሎና ክፈላለ ደልዩ ኣብ ዝተበባለሉ ኣተኩሮ ቡዙሓት ጋንታታት ብምስሓብ፣ ብዙሓት ጋንታ ኣብ ተጠንቀቅ ይርከባ እሞ...
ኣብ ከተማ ማልመ እትርከብ ቤተ ክርስትያን፡ ቬስትራ ስክራቭሊንየ (Västra Skrävlinge)፡ ብሰንክኒ ዘጋጠማ ናይ ዕንወት ተግባር፡ 30 ዝኣኽሉ...
ፖላርብሮድ (Polarbröd) ዝብል ናይ ዕዳጋ ምልክት ዘለዎ ዓይነት ባኒ ካብ ዕዳጋታት ሽወደን ኣስታት 13% ሸፊኑ ዝርከብ እዩ።...
ጽበት ክሽነ ዘምጽኦ ሳዕቤን፡ ገለ ሰባት፡ መሳርሒ ኣቕሑ ኣብ ትሕቲ ላቫንዲኖ ክሓድጉ ትርእይ። እንተኾነ፡ እዞም ተግባራት’ዚኣቶም ጠንቂ...
ንመሰል ሃገር ኣልቦ ሰባት (statslös) ዝጣበቕ ውድብ ከም ዝጠቐሶ ከምዚኦም ዝበሉ ሰባት ብፍላይ ድማ ቈልዑ እቲ ብሕጊ...
ቁጽሪ ናይቶም ስራሕ ኣልቦ ዝኾኑ ሰባት፡ ብተኸታታሊ ንኻልኣይ ሰሙን ምጉዳሉ ጸብጻባት ቤት ጽሕፈት ዕዮ ሽወደን ሓቢሮም። ቁጽሪ...
ኣብ ሰሜን ሽወደን እትርከብ ኤልቪስቢን (Älvsbyn) ዝተባህለት ከተማ ተደኲኑ ዝነበረ ፋብሪካ ፑላርብረድ (Polarbröd) ብሓደጋ ባርዕ ከምዝዓነወ ምንጭታት...