በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ሽወደን፡ ለበዳ ቫይረን ንምቁጽጻር፡ ኣብ ልዕሊ ተቐማጦ ያፍለበሪን ቫስተርኖርላንድን ዝተረረ ከባብያዊ ቀይድታት ኮሮና ከምዝወሰነ...
Year: 2020
ብዓሰርተታት ዝቑጸሩ፡ ኣብ ትካላት ኩባንያ ኤች ኤም (H&M) ተቖጺሮም ዝሰርሑ፡ ኣንጻር ስደተኛታት ዓማዊል ዝቐነዐ፡ ዓሌታዊ ምፍልላይ ከምዘርእዩ፡...
ኣብ ስቶክሆሎም፡ እቶም መርመራ ኮሮና ቫይረስ ንኽገብሩ፡ ቀዳምነት ዝወሃቦም ኣካላት፡ እቶም ኣብ እንዳ መናበይ ዓበይቲ ዝሰርሑን ኣብኡ...
ሓቐኛ ዛንታካልኣይን መወዳእታን ክፋልብጸጋብርሃን ጎይትኦም “ዳዊት’ከ መን’ዩ?” ኣብ ዕላልና ዘይነበረ ሰብ ምጥቓሱ ሃንደበት ኮነኒ።“ከም’ቲ ኣቐድም ኣቢለ ዘዕለልኩኻ፣...
ብኣማኑኤል ሳህለ መብዛሕትኦም ቈልዑ ምስ ዓበዩ ፓይሎት፡ ሓኪም፡ መሃንድስ፡ ወትሃደር፡ ወዘተ.. ክንከውን ኢና እንደሊ እዮም ዚብሉ። ንዝኾነ...
ቅዱስ ቁርኣን ንኸቃጽሉ መደብ ዝነበሮም ሓሙሽተ ዴንማርካውያን፡ ከም ዝሰጐገትን ንሓደ ዓመት ዝኣክል ናብታ ሃገር ከይቅልቀሉ ከም ዝኣገደት...
ካብ በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ዝተረኽቡ ኣሃዛት ከም ዘመልክትዎ፡ ካብቶም ኣብ ዓመተ 2015 ናብ ሽወደን ዝኣተዉ ሰባት እቶም ዝበዝሑ...
ሽወደናዊ መጽሔት ፓብሊክት ከም ዘመልከቶ፡ ትሕቲ 5% ካብቶም ኣብ ቀንዲ 30 ዓበይቲ ትካላት መንግስቲ ዝሰርሑ ኣባላት ቦርዱ...
ናብ ቤት ጽሕፈት ጉምሩኽ ብምስባር 6.5 ሚልዮን ዩሮ (ማለት 7.6 ሚልዮን ዶላር) ዝሰረቑ ሰባት ኣብ ምድላይ ተዋፊሮም...
ሃገረ ብሪጣንያ፡ ካብ ዕለት 01 ለካቲት 2020 ጀሚራ፡ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ምውጻኣ፡ ወግዓዊ ከምዝገበረት ይዝከር። እቲ ናይ...