ካብ ኣገልግሎት ሽቕለት ሽወደን እተረኽብህ ሓድሽ ጸብጻብ ስታቱስቲክስ ከም ዘመልክትዎ ክሳብ ወርሒ ታሕሳስ ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ብተኸታታሊ ሽግር...
Year: 2020
መራሒ ጸጋማይ ሰልፊ ዮናስ ሾስተድት ኣብ ዝመጽእ ናይ ወርሒ ግንቦት ኣኼባ ባይቶ ሰልፉ ካብ ስልጣኑ ክወርድ ምዃኑ...
ሚኒስትሪ ፋይናንስ ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ናይ ቀረባ ግዜ ናይ ቊጠባ ትንበያ ቊጠባ እታ ሃገር የንቈልቊል ምህላዉ ኣመልኪቱ።...
እዚ ገንዘብ ኣካል ናይቲ ናእሽቱ ኮንትራክተራት እቲ ቀዳማይ ተኻራዪ ኣብ ዝቕጽል ክራይ ንዝጸዓኖ ተወሳኺ ዋጋ ክራይ ንምሕዋይ...
ክፍሊ ኢመግሬሽን ሽወደን ብምኽንያት ምንካይ ባጀት 2020 ን146 ሰራሕተኛታት ከሰናብቶም ምዃኑ ምግላጹ ተፈሊጡ። ብመሰረት ሬድዮ ኤኮት ኣብ...
ኤጀንሲ ዕዮ ሽወደን ሰባት ስራሕ ንኽረኽቡ ዝሕግዝ ጃብቴክ ናይ ቴክኖሎጂ ኣፕሊኬሽን ንምድላው ዓመታዊ 40 ሚልዮን ክሮና ወጻኢ...
እቲ ኣብ ዓለምና ዝዓበየ ናይ ረድኤት ትካል ምዃኑ ዝንገረሉ ቢልን መሊንዳ ጌትስን ፋውንዴሽን መሕረስቲ ሽወደን ኣብ ደቡባዊ...
ሩስያውና ሰርሰርውቲ ሓበሬታ ብዛዕባ ተመሃሮን መማህርንን ትካላት ዩንቨርሲታት ሽወደን ሓበሬታ ምርሳዮም ተገሊጹ። እዚ ሓበሬታ ምስክር ወረቓቕቲ መማህራንን...
እቲ ብግዚያዊ መለለይ መንነት ቁጽሪ ወይ ኸኣ samordnings nummer ተባሂሉ ዝፍለጥ፣ ኣብ ሽወደን ከም ቀወምቲ ነበርቲ ኮይኖም...