ወጻኢ ጉዳያት ሽወደን ንኹሎም ሽወደናውያን ናብ ቻይና ብፍላይ ድማ ናብቲ ክሮና ቫይረስ ተዘርጊሑሉ ዘሎ፡ ከተማ ዎሃንን ምምሕዳር...
Year: 2020
ኣብ 2019 ኤጀንሲ መጓዓዝያ ሽወደን 36, 692 ፍቓድ መዘወሪ መኪና ክሕደግህ ምግባሩ፥ እዚ ድማ ምስ ናይ ዓመተ...
ሰበ ስልጣን ጥዕና ማልሞ፡ ንክልተ በቲ ኣብ ቻይና ዝጀመረ፡ ክሮና ቫይረስ፡ ተለኺፎም ንኸይኮኑ ዝተጠርጠሩ ሰባት ኣብ ሆስፒታል...
ብርኪ ስቶክሆልም ብምኽንያት ድኹም ፋይናንሳዊ ውጽኢታትን ዝተሓተ ኣታዊን ምንቊልቋሉ ይግለጽ ኣሎ።፡ እዚ ብርኪ እቲ ኲባንያ ኣብ ዝሓለፈ...
ሽወደን ጠገለ ዘይብሉ ምግፋፍ ዓሳ ሽሪምፕ ደረት ክትገብረሉ ከም ዝወሰነት፡ እንተኾነ ግና ኢንዱስትሪ ዓሳ በዚ ከም ዘይተሓጐሰ...
ኣብ ስቶክሆልም 32 ቢልዮን ክሮና ወጻኢ ዝተገብረሉ ምስፋሕ ትሕተ ምድራዊ ስርዓት ከም እተነጽፈ ተገሊጹ። እዚ ኣዝዩ ልምዓታዊ...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ልዕሊ 250 ነትጒ ኣጋጢሙ ነይሩ፡ እቶም ገበነኛታት ግን 7 ጥራይ ነይሮም ኣብ ዝሓለፈ ዓመተ...
ካብ መንግስቲ ንሰናይ ተግባራት ዝውዕል ተወሳኺ ገንዘብ ንኽስላዕን ብዛዕባ ካልኦት ጉዳያት ኣመልኪቱ ሓላፊ ሰልፊ ቨኒስተር፡ ዮናስ ኾስቴድ፡...
ትርፊ ባጀት ማእከላይ መንግስቲ ሽወደን 112 ቢልዮን ምንባሩ ተገሊጹ። እዚ ምስ ሃገራዊ ቢሮ ሽወደን እንክነጻጸር ዝወሓደ እዩ...
ፖሊስ ኡብሳላ፡ ንኣዋርሕ ኣብ ልዕሊ ሰማያት ኡብሳላ ናይ ሰብ ኣልቦ ነፈርቲ ፈተነታት ከካይድ ድሕሪ ምጽናሕ፡ ኣብ ልዕሊ...