ብሰንኪ ኣብ መላእ ዓለም ዘሎ ጻዕሪ ምግታእ ተላባዒ ሕማም ኮሮና ቫይረስ ዋላእኳ ዝተፈላለያ ሃገራት ዶባተን ናይ ምዕጻዉ...
Year: 2020
ነዚ ሕምም ንከላኸሎ ብሸቐልቀል ዘይኮነ ብብስለት ኢዩ። ሓደ ተመራማሪ ካብ ሸንዘን፡ ኣብ ዉሃን ዘጋጠመ ለብዒ ኮሮናቪሩስ ከመይ...
“ምሉእ ብምሉእ ጽልማት ዝኾነት ምሸት እያ እዛ እዋን…ሽቕለት ኣልቦነት ከስፋሕፍሕ እዩ፡ ኣዝዩ ሕማቕ ኲነታት እዩ ኣትዩና ዘሎ”...
ሚኒስትሪ ገጠራዊ ጒዳያት ጄኒ ኔልሰን ሽወደን ሕጽረት መግቢ ከም ዘይብላን ምስ ጒዳይ ምልባዕ ቫይረስ ኮሮና ብምትሕሓዝ ዝውረ...
ብዙሓት መንገዲ ኣየር ብርክት ዝበለ ገንዘብ ይኽሰራ ኣለዋ ተባሂሉ። ብዙሓት ሰባት ብቫይረስ ኮሮና ከይልከፉ ብምባል ምብራር ምቊራጾም...
ብዙሓት ሽወደናውያ ብ ሰንኪ ስግኣት ኮሮኖ ቫይረስ ናብ ዱካናት ኣብ ክንዲ ምኻድ ብ ኦንላይን ወይ ብመንገዲ ኢንተርነት...
ፍርሂ ምስፍሕፋሕ ለበዳ ቫይረስ ኮሮናን ምሽምራር ዕዳጋ ነዳዲን ኣብ ዕዳጋ ብርኪ ኖርዌይ ኣሉታዊ ጽልዋ ብምሕዳር ንዋጋ ባጤራ...
ኣብ ዝሕጂ እዋን ኮሮና ቫይረስ ብፍጥነት ኣብ መላእ ክፈለ ዓለም ኣብ ዝላብዓሉ ዘሎ እዋን ቡዙሓት ቦታታት ጠንቂ...
ሚንስትሪ ትምህርቲ ኣና ኤክስትሮም ሎሚ ምሽት ንማእከናት ዜና ሽወደን ሎሚ ምሸት ኣብ ዝሃብቶ ጋዜጣዊ ዋዕላ ንለብዳ ኮሮና...