መራሒ ሰልፊ ሞድራትና ኡልፍ ክሪስተርሰን ሰልፊ ሞድራትና ህዝባዊ መርመራ ቀዳምነት ንኽወሃቦ ብ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ንዝምራሕ መንግስቲ ጻውዒት...
Year: 2020
ኣብ ቀረባ መዓልታት ብኮሮና ተለኺፎም ናብ መእለዪ ጽዑቕ ሕክምና ዝመጹ ሰባት ቊጽሮም እናንቈልቈል ምምጽኡን እዚ ዝመጸ ብዝተወስደ...
ወዲ 30 ዓመት ሽወደናዊ ኣብ ኣውራጃ ዮንሾፒንግ ክእለ ድሕሪ ምጽናሕ ብሕማም ኮሮና ህይወቱ ምሕላፋን ዝነኣሰ ግዳይ እዚ...
ብሰንኪ ብዝሒ ተላባዒ ቁጽርን ምዉታንን ዝተላዕለ ቦታ ሒዛ ዘላ ከተማ ስቶክሆልም ሙሉእ ብሙሉእ ንምዕጻዉ ዘኽእል ስጉምቲ፣ መንግስቲ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን፡ ስቴፋን ሎቪንን ሓላፊት ሃይማኖታዊ ጉዳያት ዝኾነት ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ሽወደን፡ ኣማንዳ ሊንድ ትማሊ ዓርቢ...
ቅድሚ ሕጂ ለበዳ ኢቦላ ንምዕጋት ኣብ ጥቕሚ ውዒሉ ዝነበረ መድሃኒት ሕሙማት ኮሮና ንምፍዋስ ፈተነ ክግበረሉ እዩ። እዚ...
ብመስረት ጸብጻብ ቢቢሲ ማሕበራዊ ኮዳት ሽወደን ቅልውላው ኮሮና ንምዕጋት ኣገደስቲ ምዃኖም ካብ ቢቢሲ እተረኽበ ንውሕ ዝበለ ጸብጻብ...
ኣብ ሽወደን ዝርከባ ተሽከርከርቲ ክጥቀማሉ ዝሓገያ ጎማታት ከምቲ ልሙድ ኣብ መፋርቅ ወርሒ ሚያዝያ ክቅየር እኳ እንተነበሮ ናብ ዕለት 30/04/2020 ከምተናወሐ ምምሕዳር መጓዓዝያ ሽወደን ሓቢሩ።ጎማታት መካይን ንምቅያር ብዙሓት ተገልገልቲ ናብ ገራጃት ብምምጻእ ነተን ጋራጃት ጻዕቂ ስራሕ ክፈጥሩለን ተኽእሎታት ኣሎ ጥራይ ዘይኮነ ምትእኽኻብ ሰብ ነቲ ምልባዕ ናይ ቫይረስ ጠንቂ ስለ ዝኾነ ንዕኡ ንምውጋድ እዚ ስጉምቲ ተወሲዱ ክብል ኣብ ምምሕዳር መጓዓዝያ ሓላፊ ዝኾነ ፤ ሃንስ ኖረን፤ ንመርበብ ሓበሬታ ሽወደን ሓቢሩ። ይኹን እምበር ነፍሲ ወከፍ ተገልጋሊ ጎማ መኪንኡ ንኽቅይር ክሳብ መወዳታ ግዜ ክጽበ ከምዘይብሉ ክርደኦ ይግባእ። ኣብ መወዳእታ ብዘጋጥም ጻዕቂ ስራሕ ናይ ገራጃት ኣገልግሎት ክይረክብ ተኽሎታት ክህሉ ስለዝኽእል።ማሕበር መቀያየሪ ኣቅሑ መካይን ብወገኑ ነዚ ውሳነ ብምድጋፍ እዚ ናይ ምንዋሕ ሓሳብ ቀዋሚ ክኸውን ኣዘኻኺሩ።
ብመሰረት ጸብጻባት ማእከላይ ባንክ ሽወደን ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ኲነታት ሪክስባንክ ናብ ዝኸፍአ ይኸይድ ኣሎ። እዚ መግለጺ ምስ...
ኣብ ዝቕጽል መዓልታት ብዙሓት ተቐማጦ ከተማ ዮቶቦሪ ዝኾኑ ሰባት ብክሮና ቫይረስ ክልከፉ ከምዝኽእሉ ኣገልግሎት ጥዕና ሽወደን ሓቢሩ።...