ብመሰረት ራድዮ P4 ማልመሁስ፡ ልዕሊ 500 ኣብ ማልመ ዚርከቡ ተምሃሮ ኤስ.ኤፍ.ኢ (ትምህርቲ ቋንቋ ሽወደን ንወጻእተኛታት) ድሕር እቲ...
Year: 2020
ብምኽንያት ኮሮና 44 ሽሕ ናይ ሕክምናዊ መጥባሕቲ ፕሮግራማት ምስራዙን ብጠቕላላ 157 ሽሕ ሕሙማት ኣብ ናይ መጸበዪ ግዜ...
ቤተ ሰብ መዋቲ ንስነ ስርዓት ቀብሪ ግዜ ከይወሰዱ ክፍጽምዎ ከምዝግባእ ሚኒስተር ባህልን ስፖርትን ሽወደን፡ ኣማንዳ ሊንድ፡ ኣዘኻኺራ።...
ሰብ ሞያ ንተጻወትቲ ቀጠልያ መብራህቲ ክሳብ ዝህብዎም ናይ 2020 ወቕታዊ ጸወታታት ንገለ ሳምንታት ክውዘፍ ከም ዝኽእል ተገሊጹ።...
ብመሰረት ዝተኻየደ ሓዲሽ መጽናዕቲ፡ ካብ 11 ሽሕ ኣባላት ሆስፒታል ዩኒቨርስቲ ካሮሊኒስካ እቶም 15% ብኮሮና ከምዝተለኽፉ ዝሕብር ውጽኢት...
ብመሰረት መጸዋዕታ በዓልመዚ ህዝባዊ ጥዕና ካብ 15 ግንቦት ንደሓር ተመሃሮ ዝገብርዎ ዝተፈላለየ ኣገባባት ጽንብላት ከምኡ’ውን ናይ መንበሪ...
ከንቲባ ስቶክሆልም፡ ኣና ሾኒግ የርልመር፡ እቲ ናይታ ከተማ ስራሕ-ኣልቦነት ናብ 13.5% ክብከም ዝበለን፡ ወጻኢታት ፊናንስያዊ ሓገዛት ድማ...
ምምሕዳራት ከተማ ሰብ እክብ ኢሉ ዝግልገለለን ኣብያተ መግቢ ንኽቐጽዓ ስልጣን ንኽወሃበን መንግስቲ እማመ ኣውጺኡ። ኣብ ኣብያተ መግቢ፥...
ብጸጋብርሃን ጎይትኦም 4ይን መወዳእታን ክፋል “እስከ ኣብርህለይ፡ እተን ሰለስተ መንገድታት ዝበልክየን፧” ንዕላላ ኮሊፈ ተወከስክዋ። “ብእግሪ ዝበልኩኻ፡ ካብ...
ዛዕባ ሎሚ ነዚ ዝስዕብ ይመስል ባይቶ ሽወደን ዘካትዕ ዘሎ ኣርእስቲ ናይ ኢምግራሽን ኢዩ ። – ብዛዕባ ሓደሽቲ...