ካብ ሰኑይ ዕለት 1/06/2020 ጀሚራ ሃገረ ኖርወይ፡ ነቶም ብምኽንያት ስራሕ ካብ ሽወደን ትርከበን ዝተፈላላያ ሃገራት ሰሜን ኤውሮፓ...
Year: 2020
ዓሚ ባሕቲ ሓምለ ዝተኣታተወ ኣብ ከባቢ ህዝባዊ ቦታታት ምትካኽ ሽጋራ ዝእግድ ሕጊ ብ 79% ደገፍ ምርካቡ ኤጀንሲ...
ትሕት ዝበለ ሞያ ዘለዎም ሰባት ናይ ትምህርቲ ደገፍ ከይረኽቡ ዝነብሩ ኲነታት ዓንቂፍዎም ምጽንሖም እንተኾነ ግና ለበዳ ኮሮና...
ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ንዝሰዓበ ቊጠባዊ ቅልውላው ንምሕዋይ ኣውሮጳዊ ኮሚሽን ናይ 750 ቢልዮን ዮሮ እማመ ምቕራቡ ተፈሊጡ። እዚ...
90% ካብቶም ሽወደናውያን ግዳያት ሞት ቫይረስ ኮሮና ልዕሊ 70 ዝዕድሚኦም ሽማግለታት እዮም ኔሮም። ካብዚኣቶም እቶም 49% ኣብ...
ፍርቂ ብዝሒ ናይቶም ቋንቋ ሽወደን ከም ካልኣይ ቋንቋ (SVA) ዝምህሩ መማህራን ብቑዓት ዘይምዃኖምን ካብቶም ነዛ ዓይነት ትምህርቲ...
ኣብ ወርሒ ሚያዝያ ጥራይ 79 ሽሕ ሰባት ስራሕ ኣልቦ ኮይኖም። በዚ ድማ መጠን ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ሽወደን...
መሸጣ ክዳውንቲ H&M ብሰንኪ ለበዳ ኮሮና ተዓጽዩ ድሕሪ ምጽናሕ ዱካናውቱ ክኸፍት ጀሚሩ’ሎ። ካብተን 5000 ዱካናውቱ 1500 ዝኾና...
ንኣተሓሕዛ ቅልውላው ኮሮና ቫይረስ ኣመልኪተን ገለ ሃበራት ብዛዕባ ሽወደን ዝዛረበኦ ዝነበረ ቃና ቅሩብ ዝለወጣ’ኳ እንተመሰላ፡ ምስሊ ሽወደን...
ኩባንያ መንገዲ ኣየር ስካንድናቪያ SAS ኣህጉራውን ዜቤታውን መስመራት በረርኡ ካብ ወርሒ ሰነ ክኸፍት ተዳልዩ ከምዘሎ እንዳሓበረ፡ ካብቲ...