ፓርላማ ሽወደን፡ ኣብ መወዳእታ ናይ ዓመተ 2020፡ ዝተመሓየሸ ሓድሽ ሕጊ ከጽድቕ ትጽቢት ይግበረሉ። እቲ ናብ ፓርላማ ቀሪቡ...
Month: June 2020
ዝሰርሕ ማሕበረሰብ ምፍጣር እዚ ሕጂ ምሳና ዘሎ ደረጃ መንባብሮ ክንቅጽሎ ‘እንተ ደኣ ዄንና ከምኡውን ምስ ኣክባቢ ዚሰማማዕ...
ክፍሊ ኢሚግሬሽን፡ ንጉዳያት ሓተቲ ዑቕባ ዝውክሉ ዘይብቑዓት ሰባት ክኽልክል (ክነጽግ) ዘኽእል ኣገዳሲ መሰል (ውሳኔ/ፍርዲ) ካብ ላዕለዋይ ቤት...
ዝርገሐ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ዝሕብር (R) ትሕቲ 1.0 ምኻኑ ሓድሽ ጸብጻብ ኣሃዱ ህዝባዊ ጥዕና ሓቢሩ። እቲ መጠን...
ኣብ ምምሕዳር ኦረብሮ፡ ሊንዲስበሪ፡ ክሳብ 200 ሜትሮ ስፍሓት ዘለዎ ባርዕ ጫካ ከምተኸስተ ኣፍቶንብላደት ሓቢሩ። ኣርባዕተ መደበራት መጥፋእቲ...
ብዛዕባ ኣፍረይቲ እዚ ክታብት ዝምልከት ሽወደን እትርከበን ጉጅለ ሸውዓተ ሃገራት ክዛተያ እየን። መንግስቲ ሽወደን ኣብዚ ዘተ ክሳተፍ...
ብምኽንያት ለበዳ ኮሮና ተዓጽዩ ዝጸንሐ ዶባት ምስ ምኽፋቱ ካብ ሽወደን ናብ ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳ ዑደት ናይ ምግባር...
ንሓደጋ መልከፍቲ ቫይረስ ኮሮና ቅሉዓት ዝኾኑ ሰባት ካብ ለበዳ ቫይረስ ፈሪሆም ንስራሕ ዘይወፈሩ ሰራሕተኛታት ከምቲ ናይ ሕማም...
መተካእታ ክፍሊት ናይቲ ብምኽንያት ሕማም ብኩራት ጎዶሎ ደሞዝ ዝተዋሃብካዮ ንኸተመልክት፥ ኣብዚ ረኣይ::
ቻይናን ኣመሪካን ሓዲሽ ማዕበል ኮሮና ከም እተራእየንን እዚ ድማ ዓለምለኻዊ ፍርሂ ፈጢሩ ምህላዉ እንተኾነ ግና ተመራመርቲ ሽወደን...