ግዜ ንድሕሪት ክትመልሶ እንተ ዝከኣል ኔሩ፡ ለበዳ ኮሮና ቫይረስ ንምቁጽጻር ዝወሰድናዮም ስጉምታት ብዝተመሓየሹ ኣገባባት ምተካእናዮም ኔርና ክብል...
Month: June 2020
ሽወደን ለበዳ ኮሮና ንምግታእ ዝያዳ ኣድላዪ ስጒምቲታት ምውሳድ ከድልያ እዩ ክብል ዋና ተጸዋዒ ሕማማት ለበዳ ኣንደርስ ቲግኔል...
መቐጸልታ ናይቲ ትማሊ ረቡዕ ምሸት ኣብ ስቶክሆልም ዝተኻየደ ሰለማዊ ሰልፊ ሎሚ ምሸት ኣብ ከተማ ማልሞ ክካየድ ምዃኑ...
ሽወደን ተወለድቲ ወጻኢ ዘየጠቓልል ገምጋም ትምህርቲ ብምክያዳ እቲ ውጽኢት መጽናዕቲ ኣብ ጠርጠራ ምእታዉ ተገሊጹ። ዳህሳስ PESA ከም...
ብኣሽሓት ዝቚጸሩ ሽወደናውያን ዓሌትነት ዝዂንን ሰላማዊ ሰልፊ ኣብ ኣደባባይ ስርየል የካይዱ ኣለዉ። ብሓደ ብምዃን ድማ “ውድቀት ንዓሌትነት”...
ፖከቲከኛታት ሽወደን ኣብ ልዕሊ ጆርጅ ፍሎይድ ዝበጽሐ ግፍዒን ሞትን ብሕብረት ኮኒኖም ኣለዉ። እንተኾነ ግና ሽወደን ብዛዕባ ኣብ...
ናይ ተሌፎን ካርዲታት ጻውዒት መንነቶም ዘይፍለጡ ሰባት ካብ ዓመተ 2022 ንደሓር ክውገዱ ከም ዝግበር ወግዓዊ መርመራ መንግስቲ...
ግዳይ ፍቱሓት ወለድን ብግቡእ ህጻናት ኣብይ ይዎዕሉን ምስ መን ይዘሩ ስኣን ምክትታልን ምእላይን ቡዙሓት ህጻናት ግዳይ ዘይተደልየ...
ኩሎም ምልክታት ሕማም ኮቪድ-19 ዘርእዩ ኣባላት ህዝባዊ መጓዓዝያ ስቶክሆልም፡ መርመራ ኮሮና ክግበረሎም ምዃኑ ምምሕዳር እቲ ከባቢ ከምዝሓበረ...
ድሕሪ እቲ ኣብ ኣሜሪካ ብዘይተደለየ ጎነጽ ኣኽበርቲ ጸጥታ ሂወቱ ዝሰኣነ ጸሊም ኣሜሪካዊ ዜጋ ጸረ ኣድልዎን ዘይተደለየ ኣጠቓቕማ...