Month: April 2020
ቤት ጽሕፈት ኣታዊ ግብሪ ሃገር፣ ማለት Skatteverket ብምኽንያት ግብሪ ንዝምለሰሎም ሰባት ምኽፋል ምጅማሩ ተኣሳሲሩ ካብ ሰርሰርትን መደናገርትን...
ዝመጽእ ቀዳመ ሰንበት ዛሕሊ ዝዓብሎሎ ኩነታት ክህሉ ሙኻኑ በዓል መዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ይእምት። ብመሰረት ሓበሬት እዚ በዓል...
ኣብ ምምሕዳር ቨስትራ ዮትላንድ ቁጽሪ ናይቶም ብቫይረስ ኮሮና ዝልከፉ ዘለዉ ሰባት ይውስኽ ምህላዉን ብፍላይ ድማ ኣብ ከተማ...
ኣብ ጣልያንን እስፓኛን ቅልጡፍ ዝኾነ ለበዳ ቫይረስ ኮሮና ድሕሪ ምግጣሙ ዝተራእዩ ተርእዩታት ኣብ ስቶክሆሎም እቲ መስርሕ ለባዳ...
ንለበዳ ቫይረስ ኮኖና ንምቁጽጻር ዝምልከቱ ብኣገልግሎት ጥዕና ዝወጹ መምርሒታት ዝጠሓሳ ቤት ምግብታትን ሆቴላትን ናይ ምዕጻው ስጉምቲ ክውሰደለን...
ኣብ ናይ ሎሚ ዜና መጽሔት መደብ ኣብ እዋናዊ ጉዳያት ኣባላት ምድላዉ ፈነወና ንፈነወ ዝበቅዕ ዘዳለዉዎ ሓበሬታ ኮይኑ፣...
ኣማኻሪ ተላባዕቲ ሕማማት ኣንዲች ቲግኔል ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ካብ ዓሰርተ ሰባት እቶም 9 ምልክታት ቫይረስ ኮሮና ኣየርእዩን...
ኣብ ናይ ሊንሾፒንግ ዩኒቨርሲቲ 50 ካብቶም ሰራሕተኛታት ብኮቪድ-19 እተለኽፉ ኮይኖም ተረኺቦም። ገሊኣቶም ምንም ምልክት ሕማም የብሎምን። እቲ...