ተኸታተልቲ መደብና እዚ ሎሚ ማዓልቲ ንፈነወ በቒዑ ዘሎ መደብ ዝርርብ ’’ 50 ደቓይቕ ’’ ዝተባህለ ዝተፈላለዩ ሞያን...
Month: March 2020
ሓሙስ 19 መጋቢት ኣብ ዘሎ ናይ ዓለማዊ ናይ ሸርፊ ለውጢ፡ ሽወደናዊ ክሮነር ብመንጽር ዶላር ክረአ እንከሎ ምንቁልቋል...
ብምኽንያት ኮሮና ቫይረስ ህዝባዊ መጓዓዝያ ስቶኮልም SL ከምዘጉድል ሎሚ ሓቢሩ። እዚ ምጒዳል ካብ ሰኑይ መዓልቲ ጀሚሩ ክስራሓሉ...
ብመስረት ጸብጻብ ሚንስትሪ ጥዕና ሽወደን ሕሙማት ኮሮና ናይ ምስትንፋስ ሽግር ከም ዘጓንፎምን ሆስፒታላት ሽወደን እዂል ናይ መስተንፈሲ...
ፋርማሲታት ሽወደን ነቲ ንቃንዛን ረስኒ ሰውነትን ንምቕናስ ዝውሰድ “ፓራሲታሞል” ዝዓይነቱ መድሃኒት ንሓደ ሰብ ውሱን ቁጽሪ ባኮታት ንኽሸጣ...
ኣቐዲሞም ብቫይረስ ክሮና ተለኺፎም ከም ዝነበሩ ንምፍላጥ ዘኽእል ሕክምናዊ መርመራ ኣብ ዝሓጸረ እዋን ኣብ ሽወደን ክትግበር ምዃኑ...
ስቶክሆልም ኮሚን ፍሉይ ክንክን ኮረና ቫይረስ ብ 90% ንምውሳኽ ይሰርሕ ምህላዉን ቀስ ብቐስ ነቲ ቊጽሪ ብ 100%...
ሓይልታት ምክልኻል ሽወደን ሕሙማት ኮሮናን ቫይረስ ንምእንጋድ ተወሳኺ ናይ ቴንዳ ሆስፒታል ከፊቶም። እዚ ሆስፒታል ሜዳ ቴንዳ፥ ግዜያዊ...
መንግስቲ ስወደን ዓሰርተታት ኣሽሓት ናይ ገጽ ማስኬራታት፣ ቤጃ እድን ካላ ምሳለጥያ ሕክምና ዝጸዓነት መርከብ ናብ ሽወደን ኣቕኒዓ...
ሓደስቲ ኣማኢት ሰባት ብኮሮና ኣብ ዝተለኽፉሉን ኣስታት 80 ብዕድመ ዝደፍኡ ሰባት ኣብ ህጹጽ ሕክምና ኣብ ዝእለይሉ ዘለዉ...