መንግስቲ ሽወደን፡ ንገበናት ጾታዊ በደላትን ምግሳስን ብዝምልከት ዝተረረ መቕጻዕቲ ንኽውሰን ይጽውዕ። ኣብ ልዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዝፍጸም ተባዕታዊ...
Month: February 2020
ካብ ኬሮና 130 ኪሎ ሜትር ንሰሜን ኣብ ዝርከብ Katterjåkk ዝተባህለ ከባቢ ዝተኣከበ ቀጸላ በረድ እቲ ዝረጎደ ኣብ...
ዓቃባዊ ለዘብተኛ መርገጺ ዘለዎ ሰልፊ ሞደራትና ንሳቶም ዘይግቡእ ንዝበልዎ ኣታሕዛ ስርዓት ንምውጋድ ሕጊታት ፍቓድ ስራሕ ኢሚግሬሽን ጥብቕ...
ኣብ ከባቢ ብሊኪንግ ሓደ ብክሮና ቫይረስ ከምዝተለኽፈ ዝጥርጠር ሰብ ከምተረኽበን ኩነታቱ ብቐረባ ይከታተልዎ ከም ዘለዉን ሰብ መዚ...
ጒጅለ ባንክ SEB ኣብ ርብዒ ዓመት ምውሳኽ ጠለብን ትካላዊ ልቓሕ ኣገልግሎት ምኽርን ልዑል ወለድን ኣቢሉ ካብ ትጽቢት...
ኣብ ክለሰ ሓሳባዊ ፈተና መምርሒ ፍቓድ መኪና ከም ዘታለሉ ዝተረጋገጸሎም ሰባት ናይ ማእሰርቲ ወይ ድማ ገንዘባዊ መቕጻዕቲ...
ካብ መላእ ኣድመጽቲ ሽወደን እቶም 23.7% ጥራይ ንሰልፊ ማሕበራዊ ዴሞክራሲ ከም ዝድግፉን እዚ ድማ ኣብ ዝሓለፉ ዓሰርተ...
መንግስቲ ሽወደን ኣሰር ኣጻብዕ ገበነኛታት ናብ ኣባል ሃገራት ኣውሮጳዊ ሕብረት ዕላዊ ንምግባር ዘኽእሎ ስጒምቲ ንምውሳድ መርመርቲ ኣድላዪ...
ካብ ቤት ጽሕፈት መርመራ ሓበሬታታት ሽወደን (Datainspektionen) ዝወጸ ጸብጻብ ከም ዝሕብሮ፡ ዝበዝሑ ጥርዓናትን ምዕዝምዛማትን ተገልገልቲ፡ ብዛዕባ ኣብ...
ኣብ ማልም ምእሳር፥ ምህጋር ኣጽዋርን ምስባር ክልተ ተፈንጀርቲ ዝሰርሑ መርበባትን ምስላጡ ተገሊጹ። ኣብ ከባቢ ማልም ሰፊሕ ስርሒታት...