ኣብ ብሕታዊት ጋዜጣ ሽወደን ሜትሮ ዝሰርሑ ዝነበሩ ኩሎምጋዜጠኛታት ብምልኦም ካብ ስርሖም ደው ከምዝበሉ ሓላፊ እዚ ክፍሊ ክርስቲነ...
Year: 2019
ሽወደን ኣብ ዘይሕጋዊ ምዝውዋር ገንዘብ ተዋፊሩ ንዝበለቶ ሓደ ቻይናዊ በዓልመዚ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣእትያ ። ሰብመዚ ሽወደን...
ማይ ምስታይ ንኣካላትና ኣገዳሲ ኢዩ። ስለዚ ሓደ እኹል ሰብ ኣብ መዓልቲ ካብ 1.5 ክሳብ 2 ሊትሮ ዝኸውን...
ንልዕሊ ዓሰርተ ዓመታት ነዊሕ ሰዓታት ምስራሕ ንወቕዒ ናይ ምቅላዕ ተኽእሎታት ከም ዘዛይድ ኣብ ፈረንሳ ኣተገብረ ሓድሽ መጽናዕቲ...
ኣኽበርቲ ሕጊ ሽወደን ኣብ ጒዳይ ኣሳንጅ ንውሳነ ቤትፍርዲ ኣይንቃወምን ይብሉ። ኣኽበርቲ ሕጊ ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዝሃብዎ ቃል...
ንክለብ ኒውካስተል ካብ ወሪዳትሉ ዝነብረት ታሕተዋይ ዺቪዝዮን ዝመልሳን ህላውኣ ኣብ ፕሪመር ሊግ ዘውሓሰ ስጳኛዊ ኣሰልጣኒ ራፋ ቤኒተዝ...
ኣብ መንበሪ ኣባይቲ ዮተበሪ ብዘጋጠመ ምፍንጃር ክልተ ገዛውቲ ጒድኣት ከም ዝበጽሐን ፖሊስ ገሊጹ። ብመሰረት ሓበሬታ ፖሊስ እዚ...
ክሳብ 30 ዲግሪ ዝጸንሕ ሙቐት ዘለዋ ሃሩር ዝበዝሓ ሰሙን ክትከውን እያ ተባሂላ። ማእከል ሜትሮሎጂ ሽወደን ሎሚ ኣብ...
ኣብ ኣረኣእያ ደቂ ሰባት ዝተኻየደ ሓደ ዓለምለኻዊ መጽናዕቲ ከምዘርእዮ፡ ኣብ ገለ ክፋል ዓለምና ዝነብር ማሕበረሰብ ኣብ ክታባት...
ኣብ ሽወደን ኣብ ገሊኡ ኮምዩናት፡ ገዛ ምርካብ ቀሊል ክኸውን ከሎ፡ ኣብ ገሊኡ ግን ከቢድ እዩ። ኣብ ኮምዩናት፡...