ቍጠባ እታ ቍጠባ (ኤኮኖሚ) ትብል ቃል ካብ ናይ ግሪኽ ኦይኮኖሞስ ዝብል ቃል እያ መጺኣ። ኦይኮኖሞስ ምቝጣብ ማለት...
Year: 2019
በዓልመዚ ሜትሮሎጂ ሽወደን ብሰንኪ ደረቅ ንፋስን ሙቐት ዝዓብለሎ ኩነታት ኣየር ብቀዳማይ ደርጃ ኣብ ከባቢ ጎትላንድን (Götaland) ደቡባዊ...
ብርክት ዝበሉ ፖሊስ ከተማ ማልሞ ድሕሪ ኣቲ ናይ ሓደጋ መፈራረሒ ዝሓዘለ መልእክቲ ምርካቦም ኣብ ወዋፈሪ ባቡር ከተማ...
ኣብያተ መግቢ ሽወደን ብዓለም ደረጃ ኣብ መበል 21 ካብ 50 ይምደባ። ኣብ ስቶክሆልም ዝርከብ ቤት መግቢ Frantz’en...
ኣብ ዝመጽእ ሰሙን ኣብ መላእ ሽወደን ዝናብ ዝዓብለሎ ዝሑል ኩነታት ኣየር ክሕሉ ኣገልግሎት ትጽቢት ይግበር። ብመሰረት ካብ...
ሚኪኤል ኣንጀሎ ፍሉይ ክእለት ዝውንን ስነ-ጥበባዊ’ዩ ነይሩ። እቲ ብቐንዱ ዝፍለጠሉ ሞያ ቅብኣን ቅርጻን እዩ። ንሱ ብተወሳኺ ኣርክቴክትን...
ኣብ ጉዕዞ ህይወትና ምስ ኣዕሩኽትና ኮነ ምስ ኣባላት ስድራቤትና ከም መረዳድኢ እንጥቀመሉ ቋንቋ ብኣፍና እነውጽኦ ቃል ጥራይ...
ትካል መድሃኒት ሽወደን መከላኸሊ ጸሓይ ተባሂሉ ዝፈሪ ቅብኣታትን ክሬማትን ምስ ሕጊታት መድሃኒት ሽወደን ኣይከይድን ኣሎ ክብል ወቒሱ።...
ብስርቂ እተኸሰ ገበነኛ ሓሙሽተ ዓመት ተፈሪዱ። ኣብ ኣውራጃ ስኮና ኣብ ስርቂ ሽዱሽተ ኮራኲር እተዋፈረ መእንእሰይ 6 ዓመት...
ኦሞሬድዮ ሕበጥ ኣብ ልፋጫዊ መንደቕ ናይ ውሽጣዊ ክፋል መዓንጣ ኾይኑ ፡ልክዕ ኣብ ቅድሚ መውጽኢ ቀልቀል ወይ ማሃንቱስ...