ተሌቪዥን ሽወደን SVT ንፖለቲከኛ ሰልፊ ድሞክራትና ነበር ኬንት ኤኸሮት ብዘይፍቓዱ ቪድዮኡ ብምልዓሉ ናይ 190 ሽሕ ክሮነር መቕጻዕቲ...
Year: 2019
ላዕለዋይ መራሒ መሰጋገሪ ወታሃደራዊ ቤት ምኽሪ ሱዳን፡ መሓመድ ሓመዳን ዳጋሎ ነቲ ፍጻመ “ታሪኻዊ ኣጋጣሚ” ክብል ከምዝገለጾ ኤኤፍፒ...
ኣብ ሽወደን ኣቑሑትን ኣገልግሎትን ክትገዝእ ከሎካ ዝከለኸሉልካ ሕግታት ኣሎዉ። እቶም ሕግታት ንኣብነት ንዕድግካ ክትጠርዕ ኣብ ሓደ ሓደ...
ብ ማእከላይ ገምጋም ዓቀን ደምና 140 ወይ ድማ ካበኡ ንላዕሊ ምስ ዝከውን ልዑል ጸቕጢ ደም ክንብሎ ንክእል።...
ኣብ ክፍሊ ህጹጽ ሕክምና ዝርከቡ ሕሙማት ሕክምናዊ ኣገልግሎት ክረኽቡ ሓደ መዓልቲ ምሉእ ይጽበዩ ኣለዉ ተባሂሉ። ኣብ ሽወደን...
እዞም ሓሙሽተ ሰብኡት ኣብ መጻብብ ኦረሱንድ ንእትርከብ ቪን ዝተባህለት ደሴት እናተጠቕሙ እዮም ዕጸፋርስ ከሳግሩ ተታሒዞም። እቶም ክልተ...
ክኸይድ ኣብ ዝፍትነሉ ግዜ ድማ ቅልውላው መንነት ሒዙዎ ኣብ ነውጺ ክኣቱ ንቡር’ዩ። ኣብ መወዳእታኡ ከኣ ኣብ ሕማቕ...
50 ዝኾና ዝኾና ግላዊ ክሊኒካት ስኒ ቀረጽ ካብ ምኽፋል ክሃድማ ምጽንሐንን ብስም ዘየለዉ ሰባት ማሕበራዊ ጥቕሚ ክግሕጣ...
ኣብ ምብራቕ ሱዳን መዓስከር ስደተኛታት ሸገረኣብ ተዓቝቦም ዘለው ኣስታት 5 ሽሕ ዝኾኑ ኤርትራውያን፡ ብስግኣት ጸጥታ፡ ሕጽረት መግብን...
ንመገዲ ኣየር ሪያንኤይር ዝተዳለወት ነፋሪት ቦይንግ 737 ማክስ ኣብ ናይ ቅድሚት ክፋላ [ኣፍንጫ] ዝተጽሓፈ ስያመ ሞዴል ተቐይሩ...