ብመሰረት ፖሊስ እቶም ገበነኛታት ንዝተፈላለየ ዓመታት ዝተፈርዱ ኮይኖም 10 ካልኦት ብጠርጠራ ተታሒዞም ኣለዉ። ኣማኢት ኣሽሓት ዘይሕጋዊ ዕጸፋርስ...
Year: 2019
ጽቡቕ ርክብ ሓደ ሓፈሻዊ ትርጉም ወይ መግለጺ የብሉን። ንስኻን መጻምድቲኻን ንኽልቴኹም ጽቡቕዝኾነ ርክብ እንታይ ከምዝኾነ ባዕልኹም ክትውስኑ...
ኣብ ትነብሮ ቦታ ንስኻ ምስ ጎረባብብትኻ ብሓባር ኢኹም ምሕዝነትን ምስናይን እትፈጥሩ። ኣብ ብዙሓት ስድራቤታት ዝቅመጥዎ ገዛ (flerfamiljshus)...
ኩባንያ መጎዓዓዝያ ኤስ ጄይ (SJ) ተሽከርከርቲ ንምሕዳስን ሓደስቲ ባቡራት ንምግዛእን 12 ቢልዮን ክሮነር ይስልዕ። ኤስጄ ቊጽሪ ተሳፈርቲ...
ሰብመዚ ጥዕና ሽወደን ትሮፒካዊ ቫይረስ ኣዕዋፍ ንጥዕና ሰብን ኣብ ሰሜናዊ ኣውሮጳ ኣፍራስን ይሃሲ ከይህሉ ዝብል ስግኣት ከም...
ንግዲ ደቂ ሰባት፡ ምስግጋር ተባሂሉ እውን ይጽዋዕ እዩ። እዚ ሓደ ወይ ብዙሓት ሰባት ገንዘብ ንኸእትዉ ክምዝምዙኺ ከሎዉ...
ኣብ ውሽጢ ሓደ ስድራቤት ግዳይ ሕማም ረሲዕ ዝኾነ ሰብ እንተሃልዩ፡ ጥዑይ መነባብሮ እንተድኣ ተኸቲሉ ዳርጋ ኩሉ ሰብ...
ባንክ ሽወደን ኣብ ካልኣይ ርብዓዊ ዓመት ካብ ብርኩ 2652 ሚልዮን ክሮነር ምኽሳሩ፥ እዚ ምስቲ ኣብ 2018 ዝነበረ...
ኣብ ዋጋታት ኣብያቲ ብብዝሒ ምቅይያራት እካ እንተይዘነበረ ኣብ ዝሓልፈት ወርሒ ሰነ ግን ብ ደረጃ ሃገር ምስ ናይ...
ማሕበር ሓረስቶት ሽወደን ናይ ሎም ዓመት ፍርያት ኣእካል ካብ ናይ ዓሚ ዝበለጸ ክኸውን ምዃኑ ገሊጹ’ሎ። ብመሰረት ዳይረክተር...