እዋኑ መስከረም 1888 ነይሩ። ሓይሊ ባሕሪ እንግሊዝ ኣብ ኣደን ዓሪዱ፡ ኣንጻር ኣብ ከባቢ ቀይሕ ባሕሪ ዝካየድ ንግዲ...
Year: 2019
“ኣብ እዋን ህጹጽ ሓደጋ ኣምሳያ ካሕሳ መካይኲም ክንህግረን ኢና” ዝብል መልእኽቲ ዘለዎ ደብዳቤ ካብ ሚኒስትሪ ምክልኻል ደብዳቤታት...
ሓይሊ ባሕሪ ሊብያ ብሓሙስ ኣብ ዝሃቦ ሓበሬታ ብደርዘናት ዝቚጸሩ ዘይሕጋውያን ስደተኛታት ኣብ ገማግም ባሕሪ ሊብያ ምጥሓሎምን ብዙሓት...
ኣመሪካዊ ተጻዋታይ ሙዚቃ ራፕ ኣሳፕ ሮኪ ጒዳዩ ብቤትፍርዲ መዓልቦ ክሳብ ዝረክብ ኣብ ቤትማሕቡስ ክጸንሕ ብቤት ፍርዲ ሽወደን...
ኣምባሳደር ሽወደን ኣብ ኣመሪካ ካሪን ኦሎፋዶተር ነቲ ኣብ ነንጐ ኣመሪካን ሽወደንን እተኸስተ ቅልውላው ንምክትታል ዕረፍታ ወዲኣ ናብ...
ኣብ ሰለስተ ሃገራት ማለት፡ ኣብ ናይጀርያ ህንድን ሲንጋፖርን ኣብ መንጎ ድኻን ሃብታምን ዘሎ ፍልልያት ኣዝዩ እናገፍሐ ይኸይድ...
ጸወታ ምጽዋት ክንብል ከለና ኣካላዊ ምንቅስቓስ ዝሓቑፍ ኮይኑ ዕላምኡ ድማ ምዝንጋዕ ንምፍጣር እዩ። ጸወታ ምስ ህጻናት ምጽዋት...
ኲባንያ ሳንቪክ 2 ሽሕ ካብ ሰራሕተኛታቱ ከሰናብት እዩ ይበሃል ኣሎ። እዞም ዝሰናበቱ ሰራሕተኛታት ኣብ መላእ ዓለም ዝርከቡ...
ብዙሕ ቋንቋ ብሓንሳብ ምምላኽ ስራሕ ናይ ምርካብ ዕድልካ ከምዘዛይዶን ዝሓሸ ናይ ስራሕ ዕድላት ከምዘሎዎን ተሓቢሩ። ጸብጻባት ሬድዮ...
ኣፍራይ መኪና ቮልቮ ፍርቂ ሚልዮን ንዝኾና መካይን መሊሱ ጽገና ከካይደለን እዩ ይበሃል ኣሎ። ኣፈኛ እቲ ኲባንያ ብሰንበት...