ኣብ ስቶክሆልም ካሮሊንክሳ ሆስፒታል ብርክት ዝበሉ ሰባት ብንፍዮ ተታሒዞም ከይኮኑ ፍርሂ ምህላዉ ተገሊጹ። ላዕለዋይ በዓልመዚ ኣቲ ሆስፒታክ...
Year: 2019
ቃንዛ ርእሲ ማለት ብቅድሚት ፡ ብድሕሪት ፡ ብየማን ወይ ድማ ብጸጋም ናይ ርእስኻ ብኸፊል ይኹን ወይ ብምልኡ...
ኣካላት ወዲ ሰብ በብዘካይድዎ ንጥፈታት፡ ምስ ምሉእ ጥዕናና ብሂወት ክንነብር ይሕግዙ። እዞም ብዝያዳ ዝጥቀሱ ክፋል ኣካላት፡ ማለት...
ምስ ናይ ዓሚ ብምውድዳር ኣብ ካልኣይ ርብዒ ዓመት 2019 ቊጠባ ሽወደን ትጽቢት ዘይተገብረሉ ተቓርኖ ኣርእዩ ክብክ በዓልመዚ...
ኣትክልቲ፡ ከም እንዕዘቦም ቀጠልያ ሕብሪ ዝውንኑ ኮይኖም- ንመግቢ ሰብን እንስሳን ዝውዕሉ፡ ካብኡ ሓሊፎም እውን ሰሓቢ መልክዕ ስለ...
ዕንባባታት፡ ዝበዝሑ ግዜያት ከም መግለጺ ህያብ እዮም ዝውሰዱ። በዚ ምኽንያት’ዩ ኣብ መመረቕታ፡ መርዓ፡ ቀብሪ፡ መዓልቲ ፍቑራት፡ ምፍናውን...
ነዊሕ ናይ ስራሕ ኣኼባ ኣጋጢምኩም ጻርጻር ዝበልክምሉ ኣጋጣሚዶ ትዝክሩ? ከምዚ ዓይነት ኣጋጣሚ ኣቋሪጽኻ ምውጻእ ሓደ መፍትሒ ገይሮም...
እዚ ደረጃ ብመንጽር ብዝሒ ሕዝቢ ዝተሰርሐ ምዃኑን ኤስቶንያ ኣብ ቀዳማይ ደረጃ ከም እተሰርዐትን ተፈሊጡ። ብመሰረት ኣሃዛት ኤጀንሲ...
ኣብ ልዕሊ በዓልመዚ ኢሚግሬሽን ዝተገብረ ምንካይ ባጀት ኣብ ልዕሊ ሰራሕተኛታቱ ክብድ ዝበለ ጸቕጢ ስራሕ ምፍጣሩን ንዝተፈላለየ ምፍርራህን...
መግቢ ምብላዕ ንኣመጋግባኺ ጠመተ ሃቢ። ጥዑይ ኣመጋግባ ተመገቢ: ብዙሕ ፍራፍረ፣ ኣሕምልቲን ጥራምረን (ድንሽን ሕምባሻን) ናይ ጸባ ውጽኢታት...