ኣብ ጫካ ኣማዞን ኣጋጢሙ ዘሎ ባርዕ ሓዊ፡ ኣቓልቦ ማሕበረሰብ ዓለም ስሒቡ ይርከብ። እንተኾነ፡ ባርዕ ሓዊ ኣማዞን፡ ምስ...
Year: 2019
ቊጠባ ሽወደን ብምኽንያት ዓለማዊ ንግዳዊ ቊርቊስን ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረትን ዝሕታለ ምርኣዩ፥ እንተኾነ ግና መንግስቲ እኹል...
ማይክሮሶፍት ጥቓ ማልም ማእከል ዳታ ተኺሉ ተባሂሉ። ማይክሮሶፍት ካብ ማልም ውጽእ ኢልካ ኣብ ስታቫንስትሮፕ ገዚፍ ወፍሪ ብምግባር...
በዓልመዚ ስታቲስቲክስ ሽወደን ኣብ ዘውጽኦ ጸብጻብ ምስ ምውሳኽ ዋጋ ክራይ ኣባይቲ ዝመጣጠን ምህናጽ ሓደስቲ ኣባይቲ ዘይምህላዉ ጠቒሱ’ሎ።...
እቲ እትበልዖን እትሰትዮን፡ ኣብ ጥዕናኻ ኣዝዩ ዓቢ ኣገዳስነት ኣሎዎ። ጽቡቕ ኣመጋግባን ኣካላዊ ምንቅስቓስን፡ ካብ ብዙሕ ጥዕናዊ ጸገማት...
ኣብ ሽወደን ሓንቲ ማኪና ንኽትዝውር፡ ናይ ግድን 18 ዓመት ዝመላእካን ሓደ ናይ መዘወሪ ፍቓድ ዘሎካን ክትከውን ኣሎካ።...
ካብ ንቡር ወጻኢ ልዑል መጠን ሽኮር ወይ ግሉኮዝ ኣብ ደምና ምስዝህሉ ሽኮርያ ይበሃል። ኣብዚ ናይ ሽኮርያ ዓይነት...
ቮልቮ ከም ኣካል ምቚጣብ ርእሰ ማል 170 ካብ ስራሕተኛታቱ ከሰናብት ውጥን ከም ዘለዎ ተገሊጹ። ከም ኣካል ናይቲ...
ኣብ መላእ ሃገር ሽወደን ዝርከባ ከተማታት ተሓጋገዝቲ ነርሳት ብሓሙስ ናይ ተቓውሞ ሰልፊ ኣካይደን። ብዙሓት ተሓጋገዝቲ ነርስ ብስርሐን...
ኩባንያ ጉግል ብመንገዲ ስማርት ተሌፎናት ካብ ናይ ምልክት ቛንቛ ናብ ዝርርብ ዝቅይር ቴክኖሎጂ ከም ዝመሃዘ ይገልጽ ኣሎ።...