ስለምንታይ ኢና ሰባት ብዛዕባ ምሳና ዘየለዉ ሰባት እንዛረብ? ስለምንታይከ ንኸውን ገለ ሰብ ምሳና ጸኒሑ ካባና ፍልይ ምስ...
Year: 2019
ኣገልግሎት ሜትሮሎጂ ሽወደን ኣብዚ ሰሙን እዚ ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን ብ ከቢድ ዝናብ ዝተሰነየ ኩነታት ኣየር ክህሉ...
ረኽሲ ግርጻን ክንብል ከለና ግርጻንና ይረክስ ማለትና እዩ። ረኽሲ ግርጻን ናብ ከባቢኡከስፋሕፍሕን ኣዝዩ ሓደገኛ ክኸውንን ይኽእል።ረኽሲ ግርጻን...
ብኣግኡ ዝግበር ምጒዳል ቀረጽ ኣብ ሰሜናዊ ጫፍን ምዕራብን ዝርከባ ምምሕዳራት ከተማ ንዝቕመጡ ሰባት ኣርባሒ ስጒምቲ እዩ ተባሂሉ።...
ናይ መባእታ መማህራን ጠለብ ምስ ምዕባዩ በዓልመዚ ኣብያተ ትምህርቲ ምስክር ወረቐት ንዘይብሎም መማህራን ናይ ምምራሕ ሓገዝ ብናይ...
ኣብ ምድብ ሽወዓተ ዝተዳላደለት ሃገራዊት ጋንታ ሽወደን ሎሚ ሰዓት ካብ 20: 45 ብ ኣቖጻጽራ ሽወደን ናብ ደሴታት...
ኣብ ኣውራጃ ስቶክሆልም ብጥይት ዝተቐትሉ ሰባት 14 ምብጽሖም እዚ ኸኣ ምስቲ ናይ ዓሚ ዝተቐትሉ 11 ሰባት እንክወዳደር...
ሃገራዊት ጋንታ ኤርትራ ናይ ቀዳማይ እግሪ ንመጻረዩ ግጥም ዋንጫ ዓለም 2022 ቀጠር፡ ኣብ ኣስመራ ኣብ ዝገብረቶ ጸወታ...
ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ኣብ መንጎ ገለ ኤውሮጳውያን ሃገራት ዘሎ ቊጠባውን ፖለቲካውን ዝምድና እዩ። ኤውሮጳዊ ሕብረት፡ ድሕሪ ካልኣይ ውግእ...
ረኽሲ ሓናት ማለት ነድሪ ወይ ሕበጥ ናይ ኣብ ጎሮሮና ዝርከባ ጽቅታት ሓናት ማለት’ዩ ። መብዛሕቱ ግዜ ቫይረስ...