ኣንደርሰን ቀዳማይ ሚኒስተር ክትኸውን ከም ዘይትደሊ ድሕሪ ምግላጽ ኣብ ሽወደን ነዚ ዝኾና ደቀንስትዮ ዘይምህላወን እውን ብትሪ ነቒፋ።...
Year: 2019
ኣብ ማልሞ ዝርከብ ቤትፍርዲ ንወዲ 22 ዓመትን መንፈቕን መንእሰይ ብቕትለት ድሕሪ ምኽሳስ ንዓሰተውክልተ ዓመታት ክእሰር ፈሪድዎ’ሎ። ኣብ...
ኣብ ዕለተ ክሪስማስ ውርጪ ዝህልወሉ ዕድል ንእሽቶ እዩ ተባሂሉ’ሎ። ብፍላይ ኣብ ደቡባዊ ሽወደን እዚ ዝወሓደ ክኸውን እዩ።...
ማሕበር ኲዕሶ እግሪ ሽወደን ብማሕበር ኩዑሶ እግሪ ኤውሮጳ ኣብ ልዕሊ ሃገራዊት ጋንታ ሮማንያ ንዝሃበቶ ውሳነ ብምቅዋም ይግባይ...
መራሒ ሰልፊ ሞደራትና (ዓቅባቂ) ኡልፍ ክሪስተርሰን ነቲ ምስ ሰልፊ ስቫርያ ዴሞክራሲ ዘለዎ ምሕዝነት ኣመልኪቱ ኣብ ልዕሊኡ ዝተኻየደ...
ኣብ ዓመተ 2020 ግሪኽ ካብ ቱርኪ 100 ሽሕ ስደተኛታት ክፈልሱ ክትጽበ እያ ተባሂሉ። ኣብ ዝሓለፈ ሽዱሽተ ኣዋርሕ...
ካብ ቤት መግቢ ናብ ዓማዊል መግቢ ጽዒና እተሰልፍ ሰብ ኣልቦ ነፋሪት ብዕዉት ፈተናኣ ምፍጻማ ተገሊጹ። እዚ ኣብ...
ብመሰረር ማእከል ስታቲስዪክስ ሽወደን ዝፈነዎ ጸብጻብ መጠን ግብሪ ምምሕዳራት ሽወደን በብዓመቱ ብ 90 ክሮና ማለት 32.19 ሚእትዊት...
እዚ ናይ መንእሰያት ወለንታዊ ውድብ JCI Stockholm ምስ ፕሮጀክት “Jul i gemenskap” ብምትሕብባር ንስኡናት ህጻናት ህያባት ልደት...
ካርታታት ሜትሮሎጂ ከም ዘርእይዎ ኣብ መላእ ሽወደን ዝህሉ ኲነታት ኣየር ካብቲ ንቡር ልዕል ዝበለ እዩ። ንኣብነት ኣብ...