ከም መዕበያ: መንበሪ ገዛን ምውሳእን ኣብ ዝኣመሰሉ ጕዳያት: ጥቕሚ ቈልዓ ቀዳምነት ኪወሃቦ ይግባእ። ንዕድመን ብስለትን ኣብ ግንት...
Year: 2019
ፍርሂ ዓይኒ-ሰብ ሓደ ካብ ዓይነታት ፍርሂ ወዲ ሰብ ኢዩ። እዚ ዓይነት ፍርሂ ኣብ ቃልዕ ቦታ ዘጋጥም ፍርሂ...
ጥረታት ምምጋብ መወዳእታ ዘይርከቦ ጥዕናዊ ረብሓታት ኣለዎ። ምኽንያቱ ኣብ ጥረታት ትሑት ዓቐን ስብሒ፡ ምንጪ ፕሮቲን፡ ኣኻል ታርፍ...
ኤሪክሰን ቅድሚ ገለ ዓመታት ኣብ ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብጉዳይ ብልሽውና ንዝተጻዕኖ ዕዳ ንምክሕሓስ 12 ቢልዮን ክሮና ምድላዉ...
ቤት ማእሰርታት ሽወደን ብሰንኪ ሕጽረት ብቑዓት መማህራን ነቶም ክመሃሩ ዝደልዩ ፍርዶም ዝፍጽሙ ዘለዉ እሱራን እኹል ኣገልግሎት ከቕርብ...
ብማሕበር ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ንምምሕዳር ከተማ ዝተዋህበ ህያብ ሓወልቲ ህቡብ ሽወደናዊ ተጻዋታይ ዝኾነ ዝላታን ኢብራሂሞቪች ኣብ ዝቕጽል...
ኣታዊታት ደቂ ተባዕትዮ ምስ ኣታዊታት ደቂ ኣንስትዮ ዝዛየደ ምዃኑ ሓድሽ ስታቲካዊ ጸብጻብ ሓቢሩ። እዚ ናይ ኣታዊታት ጋግ...
ማህተማ ጋንዲ፡ ቀንዲ ስሙ ሞሃንዳብ ካራምቻንድ ጋንዲ እዩ። ማህተማ ጋንዲ፡ ኣብታ ንኽብሩ ተባሂላ ብ “ራኪንድራናዝ ታጎረ” ዝተደርሰት...
ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ብጠያይት ተወቒዖም ናብ ሆስፒታል ዝመጹ ሰባት ቊጽሮም ብ 20 ሚእታዊት ምውሳኹ ቆንስል ማሕበራዊ ኣገልግሎታት...
– ሓደ ሰብ ናይ ድቃስ ጸገማት ምስ ዘህልዎ:ሓኪም መደቀሲ ካኒና ክእዝዘሉ ይኽል:: እዚ መድሃኒት ድማ ንዝተወሰነ መዓልታት...