ነቲ ብቁጽሪ 1177 ዝፍለጥ መርበብ ሓበሬታ ሓለዋ ጥዕና ንምምዕባል መንግስቲ ሽወደን ንኹለን ምምሕዳራትን ዞባታትን ዝኸውን ናይ 33.5...
Year: 2019
ቤት ፍርዲ ወረዳ ምምሕዳር ፋሎ ብቕትለት ዝተኸሰሱ ሰለስተ ደቂ ተባዕትዮ ንነፍሲ ወከፎም ናይ 14 ዓመት ማእሰርቲ ፍርዲ...
እዚ ውሳኔ’ዚ ንዓቕሚ ባጤራ ክሮነር ምስ ዶላርን ዩሮን ኣወዳዲርካ ኣብ ናይ ንግሆ ምንቅስቓስ ሸርፊ ባጤራታት ሓይሊ ከምዝወሰኸሉ...
ብሰንኪ ኣብ ቤት ፍርዲ ሚግሬሽን ዘጋጥሙ ዘሎ ሕጽረት ብዝሒ ሰራሕተኛታት ብዓቢ ቁጽሪ ክጎድል ምዃኑ ኣገልግሎት ኢመግሬሽን ሽወደን...
ብመንገዲ መርበብ መራኸቢ ብዙሃን ኣቢሉ ካብ ሕሉፍ የማናዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ንዝመጽእ ስግኣት እናዛየደ ይኸይድ ምህላዉን ኣብ...
ኣብ መንጎ ቱንኪን ሶርያን ተኸሲቱ ዘሎ ምዕባለታት ብኣትክቶ ይከታተሎ ከምዘሎ ኣገልግሎት ሚግሬሽን ሽወደን ኣቃሊሑ። ንተኽእሎታት ፍልሰት ስደተኛታት...
ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ዓለምና ዝቕልቀሉ ዘለዉ ሓደስቲ ምህዞታትን ርኽበታትን መበገሲኦም ካብ ቅድሚ ሓያሎ ዓመታት ምዃኑ...
* ካብ ኣብ ዓወት ኣብ ውድቀት ኢኻ ዝያዳ ትመሃር። * ውድቀት፡ መሳልል ዓወት’ያ። * ብዝሓለፉ ክስተታት ፈጺምካ...
ብ ሰንኪ ኣብ ልዕሊ ኣክቲቪስት ጀዋር መሓመድ ዘጓነፈ ናይ ጸጥታ ጸገም ስዒቡ፡ ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ...
ኣብዝ ሃገር በብግዜኡ ዝውስኽ ውዱብ ገበናት ይረኣዩላ ምህላዎም ሰብመዚ ሽወደን ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ውዱብ ገበናት ኣብ ነተጒትን...