ተቓወምቲ ሰልፊታት ኣብ ዝቕጽላ ኣዋርሕ ነቲ ብልፍንቲ ሶሻል ዲሞክራትስ ሓምላይ (ሚልዮ) ሰልፊታትን ዝቘመ መንግስቲ ብነቐፌታ ኮፍ ምባል...
Year: 2019
ዓሰርተክልተ ሚእታዊት ወይ ብሓርፋፍ ግምት 100 ሽሕ ዝኾና ባቡራት ልዕሊ ሓሙሽተ ደቓይቕ ደንጒየን ወይ ጒዕዞአን ሰሪዘን ምንባረን...
ወዲ 22 ዓመት መንእሰይ ኣዕናቚ ናይ 17 ክፍለ ዘመን ናይ ቀብሪ ዘውዲ ንጉስ ካርል መበል ታሽዓይ ካብ...
Magnus Granberg ኣብ ዩኒቨርሲቲ Sundsvall ተመራማሪ ግርጭታት ሽቕለት እዩ። ንሱ ኣብ ቀረባ እዋን ዝተኻየዱ ንምእዳም ዛዕባ ዝገበሩ...
ኣብ ምምሕዳር ከተማ Jönköping እትቕመጥ ሰበይቲ 280 ሽሕ ክሮነርን ማሕበራዊ ድሕነት ሽወደን ተመላሲ ክትገብር ብሕጊ ተሓቲታ ክብል...
ሰለስተ ኣብ ክሊ ዕድመ 18 ዝርከቡ መንእሰያት ሰንበት ንግሆ ኣብ ምምሕዳር ከተማ Kalmar ንሓንቲ ኰተቴ ዓሚጽኩም ብዝብል...
ኲነታት ኣየር እንተፈቒዱ ደም እትመስል ክንዲ ዓውዲ ትኸውን ወርሒ ክትርእዩ ኢኹም። መዘኻኸሪ፥ እቲ ንምርኣዩ ዘገርም ምሉእ ምግራድ...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦ ከመይ ኣሎ ዓዲ? ኣነ ጽቡቕ ኣሎኹ፡ እቲ ቋንቋ ሽወደን’ውን ዳርጋ ክኢለዮ እየ። ስራሕ ንምርካብ...
ኣብ መንጎ ኣርባዕተ ሰልፍታት ሽወደን ብዝተበጽሐ ስምምዕ መሰረት ምጥርናፍ ስድራቤት ካብ ዝቅጽል ሓምለ ኣትሒዙ ናብቲ ዝነበሮ ክምለስ...