ኣብ ኣፍሪቃ ስለስተ ዓይነት ኣዛብእ ከም ዘለዉ ፈረስ ደው ኢሉ ከም ዚድቅስ በረድ ካብ ማይ ከም ዚፈኵስ...
Year: 2019
ሓደ ካብቶም ዝዓበዩ ከባንያታት ቴለኮምኒኬሽን ሽወደን ዝኾነ Telia ብሰንኪ ዋሕዲ ኣታዊ ሰራሕተኛታት ከሰናብት ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። ምስ ናይ...
ተሓላቒ ፍትሒ ብጒጅለ ኮይኖም ኣብ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ጾታዊ ዓመጽ ናይ ዝፈጸሙን ፖሊስ ዝምርምሮን ዘሎ ጒዳይ ኢዱ ከም...
ሓንቲ ኣውስትራልያዊት ኣብ ቤት ኣዝማዳ ኣብ ሽቓቕ ብተመን ከም እተንኽሰት ገናሕቲ ተመን ኣውስትራልያ ምግላጾም ቢቢሲ ጸብጺቡ። 59...
ድሕሪ ምብራዕ ቀዳማይ ኲናት ዓለም ኣብ ግዜ ሓጋይ ዝካየድ ስፖርታዊ ጸወታታት ካብ ምድሪ ገጽ ግዝኣት ብሪጣንያ ጠፊኡ።...
ኣብ ኦንላይን ኣገልግሎት ክንክን ዝህባ ኩባንያታት ንዝቐርበለን ክሲ ክቡር ዋጋ ትሑት ብቕዓትን ጸጥታዊ ሻቕላን ንምምርማር inspektonen for...
እቲ ኣስተምሃሪ ኣብ ቅድሚ ተማሃሮኡ ደው ኢሉ፡ ናይ ስልጠና ኣቕሑ ሒዙ ቅድሚ ዘረባ ምጅማሩ፡ ሓንቲ ጥርሓ ዝኾነት...
ሓዳስ ሚኒስተር ባህሊ “ምስ ሕሉፋት ሃገራውያን ቱርክ ርክብ ኣሎካ ተባሂሉ ስልጣኑ ንዝሓደገ መሳርሕትኺ ነበር” ፍሉይ ኣኽብሮት ተርእዪ...
ሓድሽ ሚኒስተር ኣውሮጳዊ ሕብረት Hans Dahlgren ብሪጣንያ ነታ ካብ ኣውሮጳዊ ሕብረት ብዕሊ እትወጸላ ዓንቀጽ 50 ኣብ ምትግባር...
ኣብ ቀንዲ ወደባት ሽወደን ኣድማ ሰራሕተኛታትን ኣስራሕቲ ዝፍጽምዎ ዘለዉ ምልኳት ስራሕን ናብታ ሃገር ዝኣቱን ዝወጽእን ኣቕሑ ንግድ...