ፕሮጀክት “ምውህሃድ ብስራሕ” ብምትሕብባር ዞባ Gotland ከምኡ’ውን ኣገልግሎት ሽቕለትን ዝምራሕ ኮይኑ ንሰለስተ ዓመታት ቀጺሉ’ሎ። ዕላማ ናይዚ ፕሮጀክት...
Year: 2019
ኣመሪካ ተወሰኽቲ 3750 ወተሃደራት ናብ ዶብ መክሲኮ ክትልእኽ እያ ክብል መደበር ምክልኻል ኣመሪካ ካብ ፔንታጎን ሓቢሩ። ብጠቕላላ...
ሓላፊ ትካል ኣልኮምፒስ ዶክተር ማሕሙድ ዓጋ ኣብ ኣኼባ ዞባ ስኮነ ተሳቲፉ። ምምሕዳር ዞባ ስኮነ ኣብ ዘዳለዎ ኣኼባ...
“ብዝተቐበሎ ጥራይ ከቢሩ ዝነበረ ሰብ የለን። ክብረት ኣምሳያ’ቲ ዝሃብካዮ ዝወሃበካ ሽልማት እዩ” – ካልቪን ኩሊጅ ማሃትማ ጋንዲ...
ኣብዚ ዓለም፣ ወድ ሰብ ጥራይ እዩ ልዕሊ ዝኾነ ካልእ ፍጡር ሰፊሕ ልቦናን ጥበብን ተዓዲሉ። ይኹን’ምበር ኣብ ህይወት...
ባጀት በዓል መዚ ኢመግረሽን ኣብ 2019 ብዙሕ እኳ ምንቊልቋል እንተርኣየ ዛጊት ሒደት ሰራሕተኛታት ጥራይ ካብ ስርሕ ከምዝሰጐጐ...
ኣገልግሎት መግቢ ሽወደን ኣብ ፖላንድ እተሓርደ ስጋ ፖላንድ ኣብ ሽወደን ይሽየጥ ምህላዉ ኣፍሊጡ። እዚ ስጋ ኣብ ዝተፈላለየ...
ብዕድመ ዝዓበየ ሃገራዊ ማእከል ኮምፕዩተር ዩኒቨርሲቲ Linköping መበል 30 ዓመቱ ጸንቢሉ። ኣብቲ ጽንብል ሓሙሽተ ልዑል ፍጥነት ዘለወን...