ብዙሓት ጠበቓታትን ውድባት ሰብኣዊ መሰላትን ሓተትቲ ዕቚባ ብዘይ ዝኾነ ክሲ ኣብ ኣብያተ ማሕዩር ክጸንሑ ምግባሩ ብምልዓል ንኣገልግሎት...
Year: 2019
ፖሊስ ሽወደን ሓደ ሰብኣይ ሚልዮናት ክሮነራት ሒዙ ካብ ሃገር ሽወደን ክወጽእ እናበለ ብሰኑይ ኣብ መዓርፎ ነፈርቲ ኣርላንድ...
ሕቡራት መንግስታት ኣመሪካ ብዛዕባ ወዲ መራሒ ኣልቓዒዳ ነበር ኦሳማ ቢንላደን ሓበሬታ ዝሃበ ናይ 1ሚልዮን ዶላር ሽልማት ከም...
ስፓኛዊ ናይ ጸጋም ተኸላኻላይ ክለብ ባርሰሎና ጆርዲ ኣልባ ኣብ ካምፕኑ ስጋብ 2024 ዘጽንሖ ሓዱሽ ናይ ሓሙሽተ ዓመታት...
ሰብመዚ ጸጥታ ሽወደን ብረቡዕ ካብ ሓንቲ ስማ ዘይተነግረ ሃገር እተላእከ ሰላይ ኣብ ስደተኛታት ናይ ስለያ ንጥፈት እናካየደ...
ካብ ሬድዮ ሽወደን እተረኽበ ኣሃዛት ሃገራዊ ጥዕና ከም ዘመልክቶ ዓመታዊ ልዕሊ 500 ዝኾና መንሽሮ ማህጸን ዘጋጥመን ደቀንስትዮ...
ወኪል ስለያ ሽወደን ንስለያ ብሩስያ ተላኢኩ ኢሉ ንዝጠርጠሮ ሰብ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ የእቱ። ኣገልግሎት ስለያ ሽወደን ንስለያ...
ካብ ባሕቲ ሓምለ ጀሚሩ ካብ ምትካኽ ናጻ ዝብል ሕጊ ሽወደን ኣብ ተግባር ክውዕል እዩ። እዚ ማለት ኣብ...
ሕራይ…! ሕጂኸ እቲ ዝያዳ ኣጠቓላሊ ትርጉም ፖለቲካ እንታይ እዩ ምበልና? ኣብ መንጎ መንግሰትን ውልቀሰብን ዝህሉ ርክብ ውጥረት...
ሓደ ዘዋሪ ኣውቶቡስ ቤትትምህርቲ ኣብ ውሽጢ ቤት ትምህርቲ ኣልኮላዊ መስተ ክሰቲ ብምርካቡ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ይኣቱ። ኣልኮላዊ...