ዲፕሎማት ነበር ማይክል ኮርቪግ ከምኡውን ነጋዳይ ማይክል ስፓቮር ኣብ ወርሒ ታሕሳስ እዮም ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ቻይና ኣትዮም።...
Year: 2019
ንጉሳዊ ቤተሰብ ብሪጣንያ ኣብ ዕላዊ መርብበ ሓበሬታ ጽያፍ ነገራት ዝጽሕፉ ሰባት ከም ዝእግዶም ብምግላጽ ሓፈሻዊ መርሓ ማሕበራዊ...
ኣብ ሰሜናዊ ሩስያ ብምኽንያት ዝስዕብዎ ሃይማኖት ብፖሊስ ስቓይ ከም ዝወረዶም ኣመንቲ ጆሆቫ ዊትነስ ገሊጾም። ማሕበር ናይዞም ኣመንቲ...
ህቡብ እንግሊዛዊ ደራፋይ ሙዚቀኛን ሳዕሳዓይን ጒጅለ ሙዚቃ ፕሮዲጂ ፍሊንት ኪዝ ኣብ መበል 49 ዓመቱ ዓሪፉ። ንሱ ኣብ...
ኣብ ልዕሊ ስደተኛታት ዒራቕ ተቐማጦ ሽወደን ስለያ ክገብር ዝጸንሐ ሽወደናዊ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትዩ ክትብል Dagens Nyhter...
ኣውሮጳዊ ሕብረት ብዓርቢ ነቲ ንስዑዲ ዓረብን ኣርባዕተ ግዝኣታት ኣመሪካን ኣብ ጸሊም መዝገብ ዘይሕጋዊ ምስግጋር ገንዘብ ክምዝገባ ዝብል...
ባንክ ዓለም ኣብ ዝገበሮ መጠነ ሰፊሕ መጽናዕቲን ጸብጻብን እዩ እዚ ዝተገልጸ። ብመሰረት እዚ መጽናዕቲ ኣብ መላእ ዓለም...
ከም ፍቕሪ ጌሩ ብዙሕ ዝተጻሕፈሉን ዝተባህለሉን ኣርእስቲ ምሕሳብ ኣይከኣልን፡፡ ብፍቕሪ ዝመጽእ ጃሕጃሕታ ሓጎስን ምልኣት ህይወትን ፤ ወይ...