ዋሽንግተን ነቶም ኣዝዮም ወሰንቲ ዘይበሃሉ ኣባላት ዲፕሎማስያዊ ተልእኾ ካብ ዒራቕ ክምለሱ ጸዊዓ። ምምሕዳር ኣመሪካ ብረቡዕ ግንቦት 15,...
Year: 2019
ሓሙሽተ ዝርእሱ ሰራሕተኛ ብሰሪ ዝሰርሖ ንእሽቶ ጌጋ ካብ ሽወደን ክባረር ከም እተኣዘዘ ተፈሊጡ። እዚ Gentian Hoksa ዝስሙ...
ዓቃቢ ሕጊ ሽወደን ሰለስተ ኣባላት ክርስትያናዊ ጒጅለ ሃይማኖት ነበር ብጾታዊ ምዝመዛን መጥቃዕትን ምኽሳሱ ተፈሊጡ። እዚ ጒጅለ ኣብ...
ፐፐ ጋርደዮላ ንካልኣ ዓመቱ ኣከታቲሉ ን ኣሰልጣኒ ሊቨርፑል ጀርገን ክሎቭን ኣሰልጣኒ ቶተንሃም ኣርጀኒናዊ ፓቸቲኖ ብምስዓር ብሉጽ ኣሰልጣኒ...
“ቅኑዕ ንዘበለ ሕጊ ነብስኻ ተገዛኢ ምግባር ሓርነት እዩ” ዣን ዣኽ ሩሶ ሓርነት ካብቶም ኣዝዮም ዝዝውተሩን ትርጉሞም ዝተዛበዐን...
ልእልቲ ኖርዌይ ማርታ ሉዊ ኣብ ቀዳማይ ገጽ ስእሊ ኣመሪካዊ ኣፍቃሪኣ ሻርማ ቨሪት ብምጥቃዕ ፍቕራዊ ህይወታ ጋህዲ ጌራ’ላ።...
ኣኽበርቲ ሕጊ ሽወደን ቅድሚ ሕጂ ተዓጽዩ ዝነበረ ክሲ ጾታዊ ዓመጽ ሳላንጅ ክኸፍቱ ምዃኖም ብሰኑይ ገሊጾም ኣለዉ። መስራቲ...
ዲፕሎማስያዊ ርክብ ሽወደንን ሩስያን ኣብ ዝተሓተ ደረጃ ወሪዱ ተባሂሉ። እዚ ዝኸውን ዘሎ ኣብዚ ሰሙን ሩስያ ክልተ ሽወደናውያን...
ምምንጫው በካሊ ትኪ ሽወደን ኣብ ክንዲ ዝንኪ ብኣንጻሩ ወሰኽ ምርኣዩ ብኤጀንሲ ምዕቃብ ከባቢ ሽወደን ዝተፈነዉ ኣፈናዊ ኣሃዛት...
ኤምባሲ ፈረንሳይ ኣብ ስቶክሆልም ነቶም ልዕሊ 6 ሽሕ ዝኾኑ ዜጋታቱ ኣብቲ ኣብ ግንቦት 26 ኣብ ሽወደን ዝካየድ...