Month: December 2019
ክሳብ መወዳእታ 2019 ዝተፈላለያ ዞባታት እታ ሃገር 236 ምፍንጃራት ከም ዝረኣየን እዚ ድማ ምስቲ ዓሚ ዘጋጠመ 162...
ኣብ ዝሓለፋ ዓሰርተ ዓመታት ብዝሒ ህዝቢ ሽወደን ዋላኳ ብሓደ ሚልዮን ምዕባዩ እንተተገልጸ ገለ ምምሕዳራት ከተማ ግና ብኣንጻሩ...
ሓንቲ ጋዜጣ ስጳኛ ነቲ ኣብ ሽወደን ዘሎ ናይ ማሕበራዊ ድሕነት ኣገባብ ምንኣዳ ተገሊጹ። እታ ጋዜጣ ኣብ ሽወደን...
መርበብ ተሌቪዥን ሽወደን 4 ኣብ ዝገበሮ ዳህሳስ ድዂም ቊጠባዊ ኲነታት፥ ማለት ውሑድ ባጀትን ድኽነትን ዘለወን ምምሕዳራት ሽወደን...
ብመሰረት ጸብጻብ ሬድዮ ኤኮት ኣብ ዮተበሪ ዝኽሰት ዝነበረ ናህ ብረት መጥቃዕቲ ኣብ 2019 ምስ ቅድሚኡ ዝነበረ ዓመት...
ኤጀንሲ ቀረጽ ሽወደን ስካተርቨርት ( Skatteverket ) ሎሚ ኣብ ዘውጽኦ ሓበሬታ ልዕሊ 34 ሽሕ ውልቀሰባትን ትካላትን ዛጊት...
ምጅማር ሓድሽ ዓመት ማለት ሓደስቲ ሕግታት ኣብ ሽውደን ዝተኣታተወሉ ግዜ ኮይኑ እዞም ዝስዕቡ ሕግታት ካብ ባሕቲ ጥሪ...
ብደረጃ ሃብቲ፡ ኣብ ጽፍሒ ላዕለዎት 10 ሚእታዊት ካብ ዝርከቡ ሰብ-ማል፡ ቻይናውያን ካብ ኣመሪካውያን ንላዕሊ በዚሖም ከም እተረኽቡ...
ብምኽንያት ሓድሽ ቴልኖሎጂያዊ ምዕባለ ኣብ ዝመጽእ ዓሰርተ ዓመታት ኣካላት ርእሲ ካብ ሓደ ሰብ ናብ ካልእ ምስግጋር ክውን...