መንግስቲ ሽወደን ኣብ ምዕራብ ሽወደን ኣውራጃ ስኬን ንሽዱሽተ ኣዋርሕ ናይ ሓለዋ መጠኑ ምስፍሑ ተገሊጹ። ሚኒስተር ውሽጣዊ ጒዳያት...
Month: November 2019
ስርዓተ ክፍሊት ጥሮታ ሽወደን ሓደ ካብቶም ዝበለጹ 5 ስርዓታት ዓለምና ከምዝኾነን ኣብዚ ሕጂ እዋን ኣብ ደረጃ B...
ገለ ካብ ካብ ናይ ሎሚ ዜና፣- 1. መጻኢ ዕማማት ቤት ጽሕፈት ዕዮ arbetsförmedlingen ብዞባዊ ምምሕዳራት ክትካእ ርእይቶ...
ናይ ሽወደን ሕላገት ኮይኑ ዝረአ ሓድሓደ ማሕበራዊ ኮድ ናይ ዕዳጋ-ዕዮ ኣሎ። ኣብ ቦታ ስራሕ፡ ልሙድ ዝኾነ ኣወዳድባ፡...
እግሪ-ተከል ቆልዑ ልክዕ ከምቶም ዝዓኩ ዘልዉ ህጻናት ወይ ናይ እግሪ-ተከል ቆልዑ ጸባ ክሰትዩ ይኽእሉ’ዮም። ካብ 1 ክሳብ...
ዕብየት መሸጥ መካይን ትካል ቮልቮ ካብ ወርሒ ጥሪ ክሳብ ወርሒ ጥቅምቲ ናይዚ ሒዝናዮ ዘለና ዓመት ብ7.4% ወሲኹ...
ሃገራት ዓለም ነቶም ምንጪ ናይቶም ፡ ንሙቐት ዓለምና ኣብ ምዝያድ ዝሕግዙ ጋዛት፡ ምጥቃም ከቋርጻ ኣለወን። ካብተን በንዚንን...
ኣብ መፋርቕ ተስዓታት ብዝሒ ደቂ ኣንስትዮ ሓለፍቲ ምምሕዳራት ሓንቲ ኣብ ሞንጎ ዓሰርተ ምምሕዳራት ከምዝነበረ ይዝከር። ኣብዚ ሕጂ...
ዜግነት ሽወደን ክወሃቦም ንዝጠልቡ ሰባት፡ ቋንቋ ሽወደንን ባህልታትን ክብርታትን ማሕበረ ሰብ ሽወደን፡ ክፈልጡ ንዝግድድ ሕጊ ተኽእሎታት ተግባራውነቱ...