እዚ ውሳኔ’ዚ ንዓቕሚ ባጤራ ክሮነር ምስ ዶላርን ዩሮን ኣወዳዲርካ ኣብ ናይ ንግሆ ምንቅስቓስ ሸርፊ ባጤራታት ሓይሊ ከምዝወሰኸሉ...
Month: October 2019
ብሰንኪ ኣብ ቤት ፍርዲ ሚግሬሽን ዘጋጥሙ ዘሎ ሕጽረት ብዝሒ ሰራሕተኛታት ብዓቢ ቁጽሪ ክጎድል ምዃኑ ኣገልግሎት ኢመግሬሽን ሽወደን...
ብመንገዲ መርበብ መራኸቢ ብዙሃን ኣቢሉ ካብ ሕሉፍ የማናዊ ኣተሓሳስባ ዘለዎም ሰባት ንዝመጽእ ስግኣት እናዛየደ ይኸይድ ምህላዉን ኣብ...
ኣብ መንጎ ቱንኪን ሶርያን ተኸሲቱ ዘሎ ምዕባለታት ብኣትክቶ ይከታተሎ ከምዘሎ ኣገልግሎት ሚግሬሽን ሽወደን ኣቃሊሑ። ንተኽእሎታት ፍልሰት ስደተኛታት...
ካብ ግዜ ናብ ግዜ ኣብ ዓለምና ዝቕልቀሉ ዘለዉ ሓደስቲ ምህዞታትን ርኽበታትን መበገሲኦም ካብ ቅድሚ ሓያሎ ዓመታት ምዃኑ...
* ካብ ኣብ ዓወት ኣብ ውድቀት ኢኻ ዝያዳ ትመሃር። * ውድቀት፡ መሳልል ዓወት’ያ። * ብዝሓለፉ ክስተታት ፈጺምካ...
ብ ሰንኪ ኣብ ልዕሊ ኣክቲቪስት ጀዋር መሓመድ ዘጓነፈ ናይ ጸጥታ ጸገም ስዒቡ፡ ካብ ሮቡዕ ጀሚሩ ኣብ መላእ...
ኣብዝ ሃገር በብግዜኡ ዝውስኽ ውዱብ ገበናት ይረኣዩላ ምህላዎም ሰብመዚ ሽወደን ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ውዱብ ገበናት ኣብ ነተጒትን...
ንብሉጽ ሽወደናዊ ኣጥቃዓይ ኩዑሶ እግሪ እዛ ዓመት ንምምራጽ ፈደረሽን ኩዑሶ እግሪ ሽወደን ኣሰማት ሰለስተ ብሉጻት ተጻወቲ ሑጽያት...
ፖሊስ ኣብ ውሽጢ ኮንቴነር ብምእታዊ ናብ ኢንግሊዝ ዝኣተዉ ኤርትራውያን ቆልዑ ኣብ ሰሜን ኣየርላንድ ከተማ ቤልፋስ ብ ፖሊስ...