ዓመጽ ኣብ ልዕሊ ናይ ቀረባ መዛምዲ ማለት፡ ንናይ ቀረባ ሰብካ ምዕማጽ ኮይኑ፡ ብሓይሊ ብምቊጽጻር፡ ብማህረምቲ ወይ ብምፍርራህ...
Day: October 11, 2019
ጽባቐ ተፈጥሮና ንምድማቕ ዝተፈላለዩ መመላኽዒታት ንጥቀም ኢና። ካብዞም መመላኽዒታት ኣብ ዝበዝሐ ሕብረተ-ሰብ ዝዝውተር ካትም ወይ ናይ ኣጻብዕቲ...
ADHD ኣሕጽሮተ ቃል ናይ ዋሕዲ ኣቓልቦ ወይ ዘይንቡር ዋዒ ማለት እዩ። ኣብ ምሉእ እዚ ጽሑፍ እዚ ኣሕጽሮተ...
ጋዜጣ ኣፍቶንብላዴት ኣብ ዝገበረቶ መርመራ እቲ ክጐሓፍ ዝግብኦ መግቢ ኣብዘን ህቡባት ኣብያተ መግቢ ይሽየጥ ኣሎ። ብዘይካዚ ኣብዘን...
ሎም ኣብ ከተማ ኦስሎ ነርወይ ዝተካየደ መስርሕ ምንጋር ዕውት ሽልማት ኖቤል ሰላም 2019 ቀዳማይ ሚኒስተር ኢትዮጵያ ኣብይ...
106 ኤርትራውያን፣ 15 ሰማልያውያን ሓደ ሰርያውን ከምእውን 2 ሱዳናውያን ዝረከብዎም 106 ኤርትራውያን ሎሚ ለይቲ ካብ ሊብያ ናብ...
ኣብ ከተማ ስቶኮልም ሸወደን ዝካየድ ዘሎ ምዕዳል ስነስርዓት ሽልማት ኖቤል 2019 ትማሊ ክልተ ዕውታት ስነ ጽሑፍ ዓዲሉ...