ካልኣይ ውግእ ዓለም፡ ብ 1939 ዓ/ም’ዩ ተጀሚሩ። ኣብቲ ውግእ’ቲ፡ ሂትለርን ናዚስትን፡ ልዕሊ 5 ሚልዮን ኣይሁድ፡ ኣማኢት ኣሽሓት...
Month: September 2019
ብሓባር ዝግበር ናይ እግሪ ጉዕዞ ንጥዕና ጥራይ ዘይኮነ ንሓጎስን ምሕዝነትን መሰረት ዝተክል’ዩ፡ ብእግርኻ ምጓዓዝን ምንቅስቓስን ብዙሓት ጥዕናዊ...
ኣብ ሽወደን፡ ብዙሕ ማይ ኣሎ። እቲ ብቡምባ ዝመጽእ ማይ፡ ጽርየቱ ኣተኣማማኒ’ዩ። ዝበዝሕ እዋን፡ ካብ’ቲ ብጎማ ገዚእካ እትሰትዮ...
ባጀት ምክልኻል ሃገር ሽወደን ክብ ንምባል ኣብ ዝቕጽል ዓመት ብ 20 ቢልዮን ክሮነር ክውስኽ ምኻኑ ይሕበር። መንግስቲ...
ትካል ሓባሲንብዓት (Ombudsmannen för rättvisa) (JO) ንኽልተ ኣኽበርቲ ሕጊ ብምጒዳል ስነምግባር ምኽሳሱ ተገሊጹ። ሓደ ካብዞም ተኸሰስቲ ኣብ...
ኤጀንሲ ማይግሬሽን ሽወደን ብሓሙስ ኣብ ዘውጽኦ መግለጺ ነቲ ዝጸንሖ መርገጺ ብምቕያር ኣብ መብዛሕትኡ ቦታታት ሶርያ ግርጭት የብሉን...
ሽወደን ስም ኣልቦን ኣቐዲሙ ኣብ ጥቕሚ ውዒሉን ዝነበረ ካርድ ቴለፎናት ንምኽልካል ሓድሽ ሕጊ ንምፍጻም ኣብ ምቅርራብ ከም...
ብርክት ዝበሉ ሰብመዚ ሽወደን ዝበለየ ቴክኖሎጂ ሓበሬታ ይጥቀሙ ምህላዎምን እዚ ድማ ንምጽጋኑ ከቢድ ብምዃኑ ንቢልዮናት ክሮነራት ክሳራ...