ብውልቁን ምስ ጋንቱኡን ጽቡቅ ናይ ጸወታ ዓመት ዘሕለፈ ሜሲ ንመወዳድርቱ በሊጹ ብሉጽ ተጻዋታይ ፊፋ ተባሂሉ ተሸሊሙ።ሜሲ ኣብ`ዚ...
Day: September 23, 2019
ልዑል ርእሰ-ንቕሓት ወይ ርድኢት ምህላው ማለት፡ ዝበለጸ ርድኢት ክውንነት ምህላው ማለት’ዩ። ኣንጻር ክውንነት ምጕዓዝ ማለት ድማ፡ ንዘይብልና...
እዚ ኣብ ሃገረ ኢጣልያ ከተማ ሚላኖ ዝካየድ ስነስርዓት፡ እቶም ኣብ ሽልማት ብሉጽ ተጻዋታይ ኤውሮጳ ንመዛዘሚ ዝቐረቡ፡ ዕዉት...
ካርቦሃይድረይት ኣብ ንምገቦ መግቢ ይርከብ። ንሶም ከኣ ሽኮር፡ ስታርችን ጽሕግን። ኣካላትና ካብ ሽኮርን ጽሕግን ሓይሊ ይረክብ። ዝተመጣጠነ...
ኣብ ሽወደን፡ ዓመታዊ፡ ኣስታት 700 ዝኾኑ ከቢድ ሕማም ዝሓመሙ ሰባት፡ ሓደ ወይ ዝያዳ ክፋላት ኣካላት ወድሰብ ይውሃቦም።...
ካብ ምድረ ኣውሮጳ ምውንጫፍ ሳተላይት ብምክያድ ሽወደን እታ ፈላሚት ሃገር ክትከውን እያ። ዋና ኣካያዲ ኤጀንሲ ጠፈር ሽወደን...
ኣብ ሽወደን ብዘሎ ሕጽረት መማህራን ብዙሓት ድሕሪ 65 ዓመት ዕድሚኦም ናብ ስራሕ ይወፍሩ ምህላዎም ተገሊጹ። ብመሰረት ጋዜጣ...