ኩሉ ኣብ ሽወደን ዝነብር ሰብ፡ ኣብ ኮምዩን፡ ማለት ምምሕዳር ከባቢ ይቕመጥ። ኣብዛ ሃገር 290 ኮምዩናት ኣለዋ። ኣብ...
Day: September 19, 2019
ስምዒት ጸቕጢ፡ ጠንቂ ብዙሓት ሕማማት’ዩ። መብዛሕትኡ ግዜ፡ ሕርቃን መበገሲ ስምዒታዊ ጸቕጢ’ዩ። ሕርቃንካ ብግብረ መልሲ፡ ማለት ነቲ ጠንቂ...
ኢትዮጵያ፣ እትሃንጾ ዘላ ዲጋ ተሃድሶ፣ ካብ ናይል ብዝፈሰሰ ማይ ዝመልኣሉ መስርሕ፣ ብግብጺ ንዝቐረበ እማመታት ነጺጋቶ።
መንግስቲ ሽወደን ኣብዚ መጽእ ዘሎ ዓመት 2020 ኣስታት 175 ሚልዮን ክሮነር ሽወደን ብመንገዲ ትካል ግብረ ሰናይ ሲዳ...
ናብ ወጻኢ ብዝሓሰረ ዋጋ ክትድውል ተማሃር። ልሙድተለፎንዶናጻኣፕ(App)? ካብ ሽወደን ናብ ኣብ ወጻኢ ዘሎዎ ስድራኻን ብጹትካ ክትደዋወል ከለኻ...
ኣብ ሱዳን ዴሞክራስያዊ ምስግጋር ንኽህሉ እሙናት መሻርኽቲ ክንከውን ንደሊ ኢና ክትብል ሽወደን ገሊጻ። መንግስቲ ሽወደን ኣብ ሱዳን...
ኣብ 18 መስከረም መንግስቲ ሓድሽ ንድፊ ባጀት ከተኣታታቱ እዩ። ኣብዚ ከምቲ ልሙድ ብዙሓት ለውጢታት ዝህልዉ ኮይኖም ኣብ...