Day: September 13, 2019
ዝተበላሸወ ( ዝተበከለ) መግቢ ወይ መስተ እንተዳኣ ወሲድካ መብዛሕትኡ ግዜ ተምላስ ይገብረልካ ። ከምኡውን ብባክተሪያታት ዝተለኽፈ መግብታት...
ሳመራውያን፡እቶም ብሽወደን፡ ወግዓዊ ኣፍልጦ ወይ ተቐባልነት ዘሎዎም እንኮ ደቀባት እዮም። ኣብ ሽወደን፡ ኖርወይ፡ ፊንላንድን ራሻን ድማ ይነብሩ።...
ገዛእቲ ሰልፍታት ምምሕዳር ሶልቨስቦርይ ኣብ ምምሕዳሮም ኣብ ክረምቲ ዝበዓል መዓልቲ ኩርዓት ግብረሶዶማውያን፣ ዝኾነ ዓይነት ባንደራ ን ግብረሶዶማውያን...
52 ኣላዪ ዘይብሎም ትሕቲ ዕድመ ዝረከብዎም ካብ ሃገራት ኤርትራ፤ ኢትዮጵያ፤ ሶማልያን ሱዳንን ሎሚ ጣልያን ኣትዮም። ካብዞም ጥልያን...
ሓላፊ ሰልፊ ሰንትራል ኣነ ሎወ ኣብ ዝሓበሮቶ ምስ መራሒ መንግስቲ ኣብዚ ዝቕጽል ዓመት ን ናይ ኣእምሮ ጸገም...
ሓደጋታት ትራፊክ ኣብ ደቡባዊ ክፋል ሽወደን ብፍላይ ኣብ ከባቢ ስኮነ (Skåne) ብርኡይ ከምዝነከየ ተገሊጹ። እዚ ዝኾነሉ ምክንያት...