ምሁር ስነ-ልቦና ኣብርሃም ማስለው ሓደ እዋን፡ “ደቂ ሰባት ምስ ተወለዱ ካብ ስድራኦምን ሕብረተሰቦምን ብዝወርስዎ ክብርታት’ዮም ተማእዚኖም ዝዓብዩ”።...
Day: September 12, 2019
ፈጸጋ ኣብ ቆርበትና ንኣሽቱ ነድሪ ቆርበት ወይ ዕንፍሩር ምስዘጋጥም ዝፍጠር ኩነት እዩ ኮይኑ ድማ ኣብ ከባቢ ላዕለዋይ...
ማዕርነት ክብሃል እንከሎ፡ ደቀንስትዮን ደቂ ተባዕትዮን ኣብ ኣገደስቲ መዳያት ህይወት፡ ማዕረ መሰላት፡ ግቡኣትን ዕድላትን ኣሎዎም ማለት እዩ።...
ሓድሽ ጸብጻብ ቤት ጽሕፈት ዕዮ ኣብዚ ገለጾ ንመጀመርያ ግዜ ኣብ ሽወደን ድሕሪ ዓመት 2011 ሽቕለት ኣሎቦነት ኣብ...
ኣብ መንጐ ጒጅለታት ገበን ዝፍጸም ግርጭታት ኣዝዩ ምጽንካቱን ቅርዳምነት ናይ ቀዳምነታት ፖሊስ እናኾነ ምምጽኡን ሓላፊ ፖሊስ ሽወደን...
ሰበስልጣን ምምሕዳር ከተማ ሆግስቢ (Högsby) ማይ እቲ ከባቢ ብሓደገኛ ባክተርያ ተበኪሉ ስለዘሎ ንተቐማጦ እዚ ምምሕዳር ዝኮነ ሰባት...
ብመሰረት ቢዝነስ ሽወደን ዝተባህለ መርበብ ሓበሬታ ኣብ መንጐ ዋሺንተንን ቤይጂንግን ዘሎ ጽንኲር ውድድር ንግድ ኣብ ቻይና ንዝርከባ...