ንሱዳን ን30 ዓመታት ዝመርሐ፣ ፕረዚደንት ነበር ዑመር ሓሰን ኣል በሺር፣ ብክሲ ብልሽውናንን ምጥፍፋእን ሎሚ ንግሆ ናብ ፍርዲ...
Month: August 2019
ብጣዐሚ ውሑድ ምንቅስቓስ ሕማም ከምጽእ ይኽእል እዩ። ናይዚ እቲ ብቀሊሉ ከስዕቦ ዝኽእል ሳዕቤን ናይ ሕቆ ሕማም፣ ሕሉፍ...
ኣገልግሎት ቲኬት ስቶክሆልም ናይ ሳይበር መጥቃዕቲ ከም ዝወረዶን ናይ መመዝገቢ ስርዓቱ ከም ዝተዛብዐን ተገሊጹ። ትሕተ ምድራዊ መርበብ...
ለብዘበን ኣብ ኤርትራ ዝምሰገን ዝናብ እኳ ይዘንብ እንተሎ፡ ኣብዛ ተፋሪቓ ዘላ ወርሒ ነሓሰ፡ ኣብ ዝተፈላዩ ከባቢታት ኤርትራ...
ጻዕሪ እኳ እንተሃለወ ኣብ ኣብያተ ትምህርቲ ዝህሉ ጒድለት መማህራን ዓብዪ ሽግር ምዃኑ ቤኮት ሬድዮ ዝገበሮ ዳህሳስ ይሕብር።...
ተመራመርቲ ዩኒቨርሲቲ ቴክስተል ኣብ ዱካናት ንመሸጣ ዝቐርብ ክዳውንቲን ብቕዓቱን ዝምርምር ኣገባብ ከተኣታትዉ ምዃኖም ገሊጾም ኣለዉ። እዚ ኣገባብ...
ካብ ዓመተ 2002 ንደሓር ቊጽሪ ናይቶም ብሕማም ልቢ ዝሞቱ ሰባት ኣዝዩ ምንካዩ፡ ማለት ኣብ ውሽጢ 15 ዓመታት...
ዕዳጋ ብርኪ ሽወደን ካብ ረቡዕ ጀሚሩ ብናህሪ ምንቊልቋሉን እዚ ድማ ቀጺሉ ክስዕብ ንዝኽእል ምውዳቕ ዘመልክት እዩ ክብሉ...
ገለ ሰባት ተነቀፍቲ እዮም። ገለ ብዝናብ፡ መግቢ፡ ደሮና፡ ሓሳኹ፡ ከሚካላትን ካልእ ገለ ካብዚ ኣብዛ ዓለም ዘሎ ዘይሰማምዖ...
ትማሊ ምሸት ንመኽፈቲ ግጥም ላ ሊጋ ንምጅማርን ክብራ ንምዕቓብን ናይ ዓሚ ተዓዋቲት ክለብ ባርሶሎና ናብ ሜዳ ሜሞስ...