ኣባል ባይቶ ሽወደን ካብ ስርሓ እኳ እንተተገለፈት ገንዘብ ምውሳዳ ተገሊጹ። ኣቐዲማ ኣባል ባይቶ ሊበራላዊ ሰልፊ ዝነበረት ካርልሰን...
Month: August 2019
ሰልፊታት ባይቶ ሽወደን ዝመጽእ ሰሙን ኣብ ቀዋሚ ፖሊሲ ኢሚግሬሽን ኣመልኪተን ክዛተያ እየን ተባሂሉ’ሎ። እዚ ዘተ ነቲ ከገልግለ...
ቀዳማይ ሚኒስተር ሽወደን ስቴፋን ሉፊን ዓርቢ መዓልቲ ኣብ ልዕሊ ውዱባት ገበነኛትት ከምኡ’ውን ኣብ ዓመጽን ምፍጃርን ኣብ ልዕሊ...
ኣስታት ፍርቂ ህዝቢ ሽወደን፡ ስራሕን ደሞዝን ኣሎዎም። ሽቕለት ኣልቦነት ዳርጋ 6.5% እዩ። ኣብ’ቶም ካብ 15-24 ዝዕድመኦም መንእሰያት...
ሕማም ክሮን ኣብ መዓናጡና ( colon) ሕዱር ረኽሲ ዘኸትል ሕማም እዩ። እቲ ረኽሲ ድማ ኣብ ቀጢን መዓንጣ፣...
መሸጣ ብርኪ ስቶክሆልም ኣብ ኣህጒራዊ ዕዳጋታት ኤኲቲን ኣመሪካን ክዝሕትል ምጅማሩ ተገሊጹ። ብምኽንያት ንግዳዊ ምውድዳራት ኣመሪካን ቻይናን ዝሓለፈ...
ኤምባሲ ሽወደን ኣብ ለንደን ዜጋታት ሽወደን ኣብ ብሪጣንያ ናይ መንበሪ ጠለብ ከቕርቡ ዓዲሙ። ብምኽንያት ምውጻእ ብሪጣንያ ካብ...
ምምሕዳር ኦፕሳላ ንዝመጽእ ዓመት ማሕበራዊ ድሕነት 700 ሚልዮን ክሮና መዲቡ ተባሂሉ። ምምሕዳር ከተማ ኣፕሳላ ንዝመጽእ ዓመት ናይ...
ሎሚ ኣብ ፈረንሳዊት ከተማ ሞንኮ ኣብ ዝተካየድ ምውዳቕ ዕጫ ቻምፒዮን ሊግ ኤውሮጳ 2019/20 ን 24 ጋንታታት ኣብ...
ደሞክራሲ ዝብል ቃል፡ ካብ ‘ደሞስ‘ ማለት ህዝቢ፡ ‘ክራተይን‘ ከኣ ምምሕዳር ዝብላ ቃላት ግሪኽ ዝቖመ‘ዩ። ስርዓተ ደሞክራሲ፡ ድሕረ...