መንግስቲ ሽወደን ካብ ሓሙስ ሓምለ 4 ጀሚሩ ንዓሌታውያን ውድባት ዝእግድ ሓድሽ ኣዋጅ ንምጽዳቕ ኣብ ምሽብሻብ ከም ዝርከብ...
Month: July 2019
ኣውስትራልያ ኣብ ሰሜን ኮርያ ንዝነበረ ዜጋኣ ክፍታሕ ብምትሕብባራ ንሽወደን ኣመስጊና። ቀዳማይ ሚኒስተር ኣውስትራልያ ስኮት ሞሪስ ብሓሙስ ኣብ...
ኢጣልያዊት ክለብ ጁቬንቱስ ምስ ስጳኛዊት ክለብ ኣትለቲኮ ማድሪድ ኣብ ከተማ ስቶኮልም ን 10 ነሓሰ ካብ ሰዓት 18:00...
ኣብ ተወሳኪ ደቒቕ ብ ሃገራዊት ጋንታ ሆላንድ ብዝተመዝገበታ ሸቶ ካብ ግጥም ዋንጫ ዝተዓንገጸት ሃገርዊት ጋንታ ደቂ ኣንስትዮ...
ሓንቲ እተሓጀበት ጓለንስተይቲ ኣብ ማልም ብሓደ ዓሌታዊ መጥቃዕቲ ከም ዝወረዳ ገሊጻ። ንሱ ኣብ ገጻ ምራቑ ከም ዝተፍኣላ...
ትማሊ ዓርቢ ዝተፈነው ሓበሬታ ከም ዘመልክቶ ሽቕለት ኣልቦነት ኣብ ዝሓለፈ ግንቦት ናብ 7.5 ሚእታዊት ወሪዱ’ሎ። እዚ ግሎባላዊ...
ን ዓበይቲ ይኹን ንናኣሽቱ፣ ኣስናን ብጥዕና ንምሓዝ መዓልታዊ ምምዋጽ ወይ ምሕጻብ ስኒ ኣዝዩ ኣገዳሲ እዩ። ዋላ ናይ...
ክብርታቱ ከውሕስን ይኽእል። ኣብ ውሽጢ ኣባላት ስድራቤት ቁጥዐ ምስ ዘጋጥም ግን ብኸመይ ኢና ንፈትሖን ንጽግኖን? ነቲ ኣብ...
ኣብዚ ቕጽል ሰሙን ኣብ መብዛሕትኡ ክፋል ሽወደን መጠን ዝናብን መቐትን ክውስኽ ትጽቢት ይግበር ክትብል ኪኢላ እዚ ዓውዲ...
ዝሓለፈ ሰሙን ካብ ማእከላይ ባሕሪ ዝድሓኑ ስደተኛታት ጽዒና ኣብ ላምፐዱሳ ኢጣልያ ዝኣተወት ካፒቴን ናይ ሓንቲ መርከብ ዝኾነት...