ኣብ ጋና ኣብ እትርከብ Mamfe Dove እተባህለት ገጠር ኣማልኽቲ መታን ከይቁጥዑ ብምባል ጥኑሳት ኣብ ውሽጢ እዛ ገጠር...
Day: March 18, 2019
ብዓርቢ ኣብ ክራይስትቸርች ኣብ ዝተኻየደ ጃምላዊ መቕተልቲ ኣስላም ብህይወቱ ዝወጸ ሰብ በዓልቲ ቤቱ እኳ እንተተቐትለት ንቐታሊ ይቕረ...
ዓርቢ ኣብ መሳጊድ ክራስትቸርች ኒውዚላንድ ኣብ ዝተገብረ መጥቃዕቲ 50 ሰባት ሞይቶም ካልኦት ዓሰርተታት ድማ ቈሲሎም ኣለዉ። ሓደ...
ኣሽሓት ኮተቴ ሽወደንን መላእ ዓለምን ኣብነት Greta Thunberg ብምልዓል ካብ መምሃሪ ክፍሎም ብምውጻእ ኣብ ክሊማዊ ለውጢ ትርጉም...
ብልጽግና፡ ንቕሓት ብዝተሓወሶ ጻዕሪ ኣንጻር ኩሉ መሰናኽላት ህይወት ገጢምካ ዕውት ብምዃን ዝረጋገጽ መደያይቦ ዕብየት እዩ። ብኻልእ ኣዘራርባ...
ኣብ ኒውዚላንድ ኣብ ክልተ መሳጊድ ክራይስትቸርች ብዝተፈጸመ ቅትለት 49 ሰባት ድሕሪ ምሟቶም ኣብ ሽወደን ናይ ዓርቢ ሰላት...
ቀዳማይ ሚኒስተር Stefan Löfven ነቲ ኣብ ክራይስትቸርች ኒውዚላንድ እተፈጸመ ቅትለት ንጹሃን ኣስላም ኮኒንዎ። ንሱ ብዓርቢ ኣብ ዝሃቦ...