ሰብ ማሕበራዊ እንስሳ እዩ ክበሃል ብተደጋጋሚ ሰሚዕና ኣሎና፡፡ እዚ ማለት ሰብ ንበይኑ ተነጺሉ ህላዌኡ ከውሕስን ክሰርርን ኣይክእልን...
Day: February 18, 2019
ኣብ ክሊ ዕድመ ስሳታት ዝርከብ ሰብኣይ ብቐዳም ብጥይት ከም እተቐትለ ይንገር ኣሎ። ፖሊስ ብዛዕባ እቲ ናይ Slavsta...
እቶም ኣብ ሽወደን ግበረሽበራ ክትፍጽሙ ውዲት ኣሊምኩም ብዝብል ብኣኽባር ሕጊ እተኸሰሱ ሰለስተ ሰባት እኹል መርትዖ ኣይተረኽቦምን ብዝብል...
ፕረሲደንት ኣመሪካ ዶናልድ ትራምፕ ንብሪጣንያ ፈረንሳይ ጀርመንን ካልኦት ሃገራት ኣውሮጳን ኣብ ዘመሓላለፎ መልእኽቲ ነዞም ልዕሊ 800 ዝኾኑ...
ኣብ ሰለስተ ጋጻት ስቶክሆልምን ኣፕሳላን ዝርከቡ ኣፍራስ ሀርፐስ ብዝተባህለ ሕማም ቈርበት ዝስዕብ ቫይረስ ከም እተጠቕዑ ተገሊጹ። እዚ...
ኣብ ሽወደን ከባብያዊ ምምሕዳራት ኣብ ልዕሊ ህጻናት ዝወረድ ናይ ክብሪ ስድራቤት ገበንን ናይ ኣስገዳድ መርዓን ናይ ምክልኻል...