ኣብ ስቶክሆልም ፖሊስ ንሓደ ስሕለት ሒዙ ኣብ ኮሌጅ södertorn ሰባት ዘፈራርህ ሰብን ካልእ ጥርጡርን ኣብ ትሕቲ ቊጽጽር...
Day: February 9, 2019
ተጻዋርነት ከም ኣምር ክግለጽ እንከሎ ንባህላዊ ብዙሕነት፣ ክዉንነት ከባቢኻን ዓለምን ባህርያት ደቂ ሰብን ምቕባልን ምኽባርን ማለት’ዩ። ዝኾነ...
ኣርእስተ ዜናታት 1. ሩስያ መጠነ-ሰፊሕ ልምምድ ስርሒት ኲናት ተካይድ። 2 ፖሊስ ሽወደን ንዝተነቐፈሉ ቁጽጽር ዶባት ከማሓይሽ እየ...
6 የካቲት ሃገራዊ መዓልቲ ሳሚ ተባዒሉ ውዒሉ።። በዚ ዕለት እቶም ብሸነኽ ሰሜን ካብ ኖርዌይ ክሳብ ሩስያ ተዘርጊሖም...
ኣብ ዝመጻ ሒደት ዓመታት ኣብ መዳይ ጥዕናን ማሕበራዊ ክንክንን ዓብዪ ሕጽረት ሰራሕተኛታት ክገጥሞ ምዃኑ ተገሊጹ”ሎ። እዚ ኲነታት...
ሰባት ዝኾነ ናይ ኮንትራባንድ ስርሓት እንተ ተዓዚቦም ብ ቊጽሪ ስልኪ ስልኪ 90144 ጥርዓን ከቕርቡ ካስተምስ ሽወደን (ጉምሩክ)...
ላዕለዋይ ኮሚሽን ስደተኛታት ውድብ ሕቡራት ሃገራት( UNHCR) እቲ ትካል ቀንዲ ተልእኾኡ ንዝኾኑ ዕማማት( ማለት ምምዝጋብ ምቕባል ምስፋርን...
ጒሒላታት ኣብ ዩቶበሪ ናይ ተክኒክ ሰራሕተኛታት ብምምሳልን ማዕጾ ኳሕኲሖም ብምእታዉን ይሰርቁ። ሓደ ካብዞም ጒሒላ ኣብ ከባቢ Högsbo ...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ከመይ ትኸውን ኣሎኻ? ሓኪም ምስ ተረኣኻ ውጽኢቱ ኣይነገርካንን እሞ፡ እጽበ ኣሎኹ። ኣብታ ዝሓለፈት ደብዳበይ...