እዛ ሰበይቲ ዝሓለፈ ሰኑይ ካብ መውዓሊ ህጻናት ዮተበሪ ናጽላ ክወጽእ ጌራ’ያ ብዝብል እያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትያ...
Month: January 2019
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ትምህርተይ ጽቡቕ እኸይድ ኣሎኹ። ኤለትሪቺስታ ክኸውን እየ ዝደሊ። እቲ ኣብ ዓድና ዘጥረኹዎ ትምህርትን ተመክሮን...
1. ድሕሪ ሓርነታዊ ቃልሲ ኣመሪካ፡ እታ ቀዳመይቲ ብ 1777 ንኣመሪካ ከም ሃገር ዝፈለጠታ ሃገር፡ ሞሮኮ ከም ዝኾነት ትፈልጡዶ? 2. እታ ኣብ...
ድሕሪ ሓዱሽ ኣሰልጣኒ ሶልሻየር ማን ዩናይትድ ኣብ 8 ተኸታታሊ ጸወታ ብሙልእ ነጥቢ ዕዮ ገዛ ትዛዝም። ትማሊ ምሸት...
ብመሰረት ጸብጻብ ጋዜጣ Expressen እዚ ኣብ Sala ዝቕመጥ ሰብኣይ ክልተ ደቁ ድሕሪ ምቕታል እዩ ነፍሰ-ቕትለት ፈጺሙ። እቲ...
ኣብ መንጎ ኣርባዕተ ውድባት ብዝተበጽሐ ስምምዕ መሰረት ቤት ጽሕፈት መራኸብቲ ስርሓት(Arbetsformedlingen) ብሓያሎ ስራሕ ኣብ ምንዳይ ዝዋፈራ ናእሽቱ...
ኣብ ኣፍሪቃ ስለስተ ዓይነት ኣዛብእ ከም ዘለዉ ፈረስ ደው ኢሉ ከም ዚድቅስ በረድ ካብ ማይ ከም ዚፈኵስ...
ሓደ ካብቶም ዝዓበዩ ከባንያታት ቴለኮምኒኬሽን ሽወደን ዝኾነ Telia ብሰንኪ ዋሕዲ ኣታዊ ሰራሕተኛታት ከሰናብት ምዃኑ ሓቢሩ’ሎ። ምስ ናይ...
ተሓላቒ ፍትሒ ብጒጅለ ኮይኖም ኣብ ሓንቲ ጓለንስተይቲ ጾታዊ ዓመጽ ናይ ዝፈጸሙን ፖሊስ ዝምርምሮን ዘሎ ጒዳይ ኢዱ ከም...