እዚ ማለት ብ ክልተ ደሞዝ ብምውሳድ ክኽሰስ ይኽእል’ዩ ክትብል ጋዜጣ Aftonbladet ሎሚ ጸብጺባ። ብመሰረት እታ ጋዜጣ Valmark...
Day: January 28, 2019
መበል 24 ሰሙን ግጥማት ፕርመር ሊግ ጽብሕ ሰሉስን ሮብዕን ጽባሕ ሰሉስ ብ ሽዱሽተ ሮብዕ ድማ ብ ኣርባዕተ...
ወናኒ መዐደል ነዳዲ ፕሪም (Preem) ዝኾነ ብዓል ሃብቲ መሓመድ ሑሴን ኣልዓሙዲ ካብ ቤት ማእሰርቲ ተለቂቁ። ወሃቢ ቃል...
ኣገልግሎት ኢሚግሬሽን ሽወደን ናይ ሓንቲ ሰበይቲ ጒዳይ ብሸለልትነት ብምሓዝ ንሓደ ዓመት ክደናጐ ብምግባሩ ካብ ትካል ተጣባቒ ፍትሒ...
ሽወደናዊ ዜግነት ንዝሓቱ ሰባት ናይ ቋንቋ ፍልጠቶም ዝዕቅን መርመራ ክወሃቦም ምዃኑ እውን ገሊጹ’ሎ። እዚ ውሳነ ሊበራላዊ ሰልፊ...
ነዞም ስድራቤታት ካብ ሕብረተሰብ ምንጻል ኣብኡ ንዝዓብዩ ቆልዑ ብፍላይ ግዳይ ብምግባር ኣሰር ኣቦታቶም ንኽስዕቡ ዝገብር እዩ ይብሉ...
እዛ ሰበይቲ ዝሓለፈ ሰኑይ ካብ መውዓሊ ህጻናት ዮተበሪ ናጽላ ክወጽእ ጌራ’ያ ብዝብል እያ ኣብ ትሕቲ ቀይዲ ኣትያ...
ናብ ዝኸበርካ ኣቦይ ትምህርተይ ጽቡቕ እኸይድ ኣሎኹ። ኤለትሪቺስታ ክኸውን እየ ዝደሊ። እቲ ኣብ ዓድና ዘጥረኹዎ ትምህርትን ተመክሮን...