ውድብ ሓድነት ኣፍሪቃ ዝመጽእ ወርሒ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣብ ዝካየድ ርክቡ ንዳግመ ውዳበ ኣብ ዝምልከት ዕማም ስርሑ...
Year: 2018
ሎሚ መበል 20 ዓመት ዝኽሪ ናይቲ ኣብ ዘመናዊ ታሪኽ ሽወደን ካብ ዘጋጠሙ፡ እቲ ዝኸፍአ ቀዛፊ ባርዕ ሓዊ...
ኣብ ዓባይ ብሪጣንያ፡ ሓንቲ ስማ ክትጥቀስ ዘየፍቀደት መርዓት፡ ኣብ ዕለተ-መርዓኣ መሓዙት ክኾና ንዝሓረየተን መሓዙት ኣዝዩ ሰሓቢ ዝኾነ...
ኣብ ሳውዝ ኣይላንድ ዝተባህለ ከባቢ ናይ ኒውዝላንድ ድሕሪ ዘጋጠመ ውሕጅን ዕልቕልቕን፡ ሓደ ሰብ ናይ ጎረቤቱ ኣባጊዕ ከብኪቡ...
ኣብ ክራማት ድሕሪ ክርስትያኖ ናብ ኢጣልያዊት ጁቨንቱስ ምስግጋሩን ኣሰጣኒ ዜዳን ካብ ምስልጣን ብወለንትኡ ካብ እዛ ጋንታ ምእላዩን...
ካብ ዞባ ኲናት ዝመጹ ስደተኛታት ዘጋጥሞም ዝውቱር ጸገማት እዝኒ፡ “ምስማዕ” ማሕሙድ ኹጃ፡ “ኣነ፡ እቲ ነቱጊ ክመጽእ ከሎ፡...
እቲ ኣብ ዝመጽእ ወርሒ ጥሪ ዝኽፈት መስመር ቴሌፎን ካብቶም ኣብ ልዕሊ መጻምዶም ወይ ደቆም ጐነጻዊ መጥቃዕቲ ዝፍጽሙ...
ሓንቲ ኦስትርያዊት ኣብ ሰሚናር ንነብዪ መሓመድ ብምንሻዋ ብኤውሮጳዊ ቤት ፍርዲ ሰብኣዊ መሰላት ገበነኛ ተባሂላ። ኤውሮጳዊ ቤት ፍርዲ...
ናይ ሽወደን ዴሞክራሲያውያን (ኤስዴ)ን ሞደራተርናን (ኤም)፡ ብዝዕባ ሓደ ዝርዝር እማመታት ምስምማዖም ቴሌቪዥን ሽወደን ሓቢራ። ገለ ካብ’ቶም እማመታት፡...
ሎሚ ቀዳም፡ ነቲ ኣብ ቤት ማእሰርቲ ዝርከብ ጋዜጠኛን ደራሲን ዳዊት ኢሳቕ ዕለተ-ልደቱ እዩ – ንመበል 17 ግዜ...