ኣብ ቫርበሪ እትርከብ ሰበይቲ ኣብ ጥሪ 2017 ናይ ጒጅለ መንበሪ እኳ እንተቐረበላ ዘይምቕባላ ተገሊጹ። መርማሪ ኣገልግሎት ጥዕናን...
Day: December 31, 2018
ጋንታ ኲዕሶ እግሪ ኢራናውያን ደቀንስትዮ ንመጀመርታ ግዜ ኣብ ሃገራዊ ስታድዬም ጤህራን ክጻወታ እየን። ብመሰረት ኣቦመንበር ፈደሬሽን ኩዕሶ...
እቶም ኣቐዲሞም ኣብ ሽወድን ልሙዳት ዝነበሩ ማዕርጋት ተልመዴን ጃርኒማን ከምኡ’ውን ማስተርስ ዲግሪ ዳግማይ ይምለሱ ኣለዉ። ኣብዚ ዓመትዚ...
ወዲ ትሽዓተ ዓመትጀርመናዊ ወለዱ ክህብዎ ብጽሑፍ ዝሓበሮም ህያብ ልደት ብዘይምርካቡ ንፖሊስ ምጥርዑ ተገሊጹ። ፖሊስ ናብቲ ዝተሓበሮም ኣድራሻ...
ኣብ ትሕቲ ኣሰልጣኒ ሞሪኖ ብቕዓታ ወርዱ ሸቶታት ተሓሪሙዋ ብ ናይ ሸቶ ዕዳ ደርጀኣ ካብ ግዜ ናብ ግዜ...
በዚ ቀዳም መዓልቲ ዝተገብረ መጥቃዕቲ ኣብ ከባቢ ጂዛን ሰሜን ካይሮን 40 ግብረሽበራውያን ከም እተቐትሉ እቲ መግለጺ ሚኒስትሪ...
ኣብ ሶርምላንድ ሓንቲ ነርስ ቅድሚ ሕጂ ኣብ ዌብሳይት-ዕርክነት ናይ እደልየኪ’የ መልእኽቲ ዝሰደደላ ሰብ ንምድላይ ኣብ መዝገብ ሕሙም...
እዚ ሕጊ ስካተቨርከት (ቤትጽሕፈት ቀረጽ) ጸሊም ሽቕለት ንኸጒድልን ምትላል ቀረጽን ንኽጠፍእ ከኽእሎ እዩ። ኣብ ትሕቲዚ ሕጊ ኩባንያታትን...